18
Thu, Apr
0 New Articles

Top Stories

Grid List

ኣብ ማቴ 6=13 ጎይታና የሱስ ከምዚ ኢልና ክንጽሊ ምሂሩና " ካብ ክፉእ ኣድሕነናን እምበር ናብ ፈተና ኣይትእትዎና" ሓቀኛ ቅድስና ውጺኢት ናይ ቃልሲ እዩ ፥ናብ ኣብ ኩርሲ ኢዱ ኣጣሚሩ ኮፍ ዝብልን፣ ኣብ ዓራት ኮይኑ ብናይ ሓሳባት ዕንባባ ናብ ሰማያት ዝኸይድ ክርስትያን ኣይመጽእን እዩ ቁዱሳት እንኸውን ምስ

ኣብ ያዕቆብ 1=12-15 ሃዋርያ ያዕቆብ ብዛዕባ ሓጥያትን ፈተናን ይዛረብ ፥ከምዚ ይብል ንሓጥያት ምስዓር እንተ ቐጺልካ ሓደ ምዓልቲ ካብ ኣምላኽ

 ሰላም ኣምላኽ ምሳኽን ይኹን ኩላትክን ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋተይ፡ሎሚ ንዓኽን ዝጠቅም ማዕዳን ምኽርን ሒዘልክን ቀሪበ ኣለኹ እሞ ብገርህነትን ብክፉት ልብን ክትቅበላኒ ብፍቕሪ ክርስቶስ እሓተክን።ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ዘመን ካብቲ ኣዛራቢ

“ብኣምላኽ ተደሪኽና ብገርህነት ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ብክርስቶስ ኴንና ንዛረብ ኣሎና እምበር፡ ከምቶም ብዙሓት ንቓል ኣምላኽ ዚሓዋውሱ ኣይኰንናን።“(2ቆረ2,17)
=====
• እዚ ቃል እዚ ጳዉሎስ ኣብ ካልኣይ መልእኽቱ ንሰብ ቆረንቶስ ኣብ ዝጻሓፎ እዩ ዘሎ።

“ሒደት ማይ ብሑቕ ንብዘሎ እቲ ብሑቕ የብኵዖ እዩ።“(ገላ5,9) • እዛ ቃል ንምብራህ ናይ ግድን ምሉእ መልእኽቲ ሰብ ገላትያ ምንባብን ምርዳእን የድልየና እዩ።ምኽንያቱ እቲ መልእኽቲ ኣብ ኩነታት እቶም ተቐበልቲ ናይቲ መልእኽቲ ዝተመስረተ ስለ ዝኾነ።ብሕጽር ዝበለ

ኣብ ሂወት ክርስትና መከራ ዘይተርፍ እዩ። (ብሓው ዛክ ፑነን ዝተጽሓፈby zac poonen) ኣብ መጽሓፍ ዳንኤል ቃል ኣምላክ ከምዚ ይብለና፥"እቶም ጠቢባን

ረድዩ፡ ተለቪዥዮን፡ ጋዜጣ፡ መጽሔታት......ወዘተ ውሑስ ግብረ-ስጋ ተጠቐሙ ክብላ ኣብ ጸጽባሕ ኣዋጅ ነጋሪት ይድስቓ ኣለዋ። እቲ ውሕስ መንገዲ፡ ዝብሃል ዘሎ ኣብ ግዜ ግብረ-ስጋ ኮንዶም ምጥቃም እዩ። ስለዚ ኸኣ እየን፡ ኩለን እተን ማዕከናት ዜና፡ እዝግዮ መሓረና ኮንዶም ካብ ሰሪ መዓት  ለበዳ HIV

ሻዱሻይ ክፋል (ሓፈሻዊ ምኽሪ ኣብ ልዕሊ ንጽህና)   ወዲ ፍቕሪ ዝሕዞ ብዓይኒ እዩ ክበሃል እንከሎ፣ ኣዋልድ ዓይነን ጽብቕ ኣክዳድናን መልክዕን ክርኣይ የብሉን ማለት ከም ዘይኰነ ክንርዳኣእ ይግባእ። ስለዚ ሰብኡት ካብ ናይ እግሪ ካልሲ ጀሚሮም ክዳኖምን ኣካላቶምን ብንጽህና ክሕልውዎ ይግባእ። ጸግሮም

ኩራ (ካብ ዝሓለፈ ዝቐጸለ) ዕላልን ጸወታን ምኽርን ንምህናጽ መጻምድትኻ ኣብ መንጐ ሰብኣይን ሰበይትን ዝግበር ናይ ዝርርብ ወይ ኰምኒኬሽን ኣምር ብዝተፈላለየ መንገዲ ክግለጽ ይኽእል እዩ። ሰብ ሓዳር ብዘረባ፣ ብጸወታ፣ ብምክሪ ጌሮም ሓሳብ ንሓሳብ ብምልውዋጥ ስሚዒታቶም ክገላለጹ ይኽእሉ እዮም። ኩሉ ግና

ራብዓይ ክፋል ኩራ ኩራ ኣብ መንጐ ናይ ሓዳር መጻምድቲ ኣትዩ ንዘሎ ናይ ምዝርራብ ወይ ኰምኒኬሽን መስመር ካብ ዘበላሽዉ እቲ ቀንድን ዋና ምኽንያት እዩ። ኩራ ብሓጺሩ ክንገልጾ ከሎና እቲ ዝሓሰብናዮ ዓላማ ኣብ ግብሪ ስለ ዘይዋዓለ ኣብ ውሽጥና ዝስምዓና ናይ ሕነ ምፍዳይ ስሚዒት ኢልና ክንገልጾ ይከኣል እዩ።

 ናይ ምዝርራብ ወይ ኰምኒኬሽን ጸገም ! ኣብ ሓደ ዙርያ ዝተኣከቡ ዓበይቲ ይኹኑ ንኣሽቱ ንሓድሕዶም ብሓሳብን ብቓልን ዘይምስምምዖም ሓደ ክፍታሕ ዘይክእል ሕንቅልቅሊተይ ይምሰለና እምበር ብጠበብቲ ናይ ስነ ፍልጠት ምሁራት ግና ሓደ ጸገም ከም ዘሎ ከስተብህሉሉ ጀሚሮም ኣለዉ። ናይዚ ጸገም ድማ ይብሉ

ናይ ሓደ ጊዜ ዕድል!  ቃል አምላኽ ከም ዝሕብረና ናይ ሰብ ዕድመ አብዛ ምድሪ ሱሳ ወይ ሰበዓ ተበዝሐ ድማ ሰማንያ ምዃኑ እዩ ዝነግረና:: ናይ ሰብ ምድራዊ ዕድመ ዘመኑ ምስቲ አብቲ ሰመያዊ ናይ አምላኽ መንግሰቲ ዝነብሮ ዘመን ክወዳደረ እንከሎ ብፍጽም ክነጻጸር አይክእልን እዩ::ብሓጺሩ ጊዚያውን

እዚ ምህሮ እዚ ኣብ በጃነት ጎይታ የሱስ ዘሎ ሓሳባት ብዝርዝር በብኽፍሉ ዝቀርብ ኮይኑ ቀዳማይ ክፋሉ ካብ መጽሓፍ እዮብ መበገሲ ብምግባር ምስ

ናይ እምነት ቃል ትምህርቲ ብዘይምጥርጣር ዘይመጽሓፍ ቅዱሳዊ እዩ፥ ናይ ሓደ ሃይማኖት ወገን ኣይኮነን ወግዓዊ ማሕበር ውን የብሉን ። እዚ ምንቅስቓስ ኣብ ክንደኡ ግን ፍሉጣት ብዝኾኑ ፓስተራት ከም ኬነዝ ሃገን፥ቤን ሂን፥ ኬነዝ ኮፕላንድ ፥ፖልን ጃን ክሮች ፥ፍረድ ፕራይስን በዚኦም ብኣዚዩ ብዙሕ ዝተጸለወ

እቲ ቅዱስ መጽሓፍ እንታይ ይብል? ዘመናውያን መማህራንከ እንታይ ይብሉ? ንስኻ ኣንታ ሰማዒኸ ንመኖም ትሓሪ?

ኣብ መጋቢት 12, 2017, ኣብቲ ናይ ሰንበት ናይ ትምህርቲ ክፍለ ጊዜ ከም ዝገለጽኩዎ፡ እዞም ዘመናውያን መማህራን፡ብፍላይ ከኣ ''ምንቅስቃስ እምነት'' ኢና በሃልቲ፡ እቶም ኣምላኽ ኣብ ዘፍጥረት ምዕራፍ

እቶም ናይ ሓቂ ናይ ክርስቶስ ዓየይቲ ፍሉይ ምልክታት ኣለዎም።

⦁ ቀዳማይ) ነቲ ምሉእ ምኽሪ ኣምላኽ እዮም ዝምህሩ።
''ኲሉ ምኽሪ ኣምላኽ ነገርኩኹም እምበር፡ ዘትረፍኩልኩም የብለይን እሞ፡ ካብ ደም ኲልኻትኩም ንጹህ ምዃነይ ሎሚ መዓልቲ እምስክረልኩም ኣሎኹ።''/Acts 20:26-27/26 Therefore, I

ኣቀዲመ ሰላም ኣምላኽን ጸጋ መድሓኒና የሱስ ክርስቶስን ንኹላህኩም ቅዱሳን ይኹን ይብል!

ኣቅደም ኣቢለ ኣብ ትሕቲ እዛ ሕጂ ዘቅርባ ዘለኹ መልእኽቲ ፖስት ዝገበርኩዋ ናይ ''ኢትዮጵያ ውያን ወንጌላውያን ኣብያተክርስትያናት'' ንናይ ሓቂ ትምህርትን ንናይ ሓሶት ትምህርትን ንዘለዎም መርገጽ ኣብ ወርሒ መጋቢት22

‘ጸጋ ኣምላኽ ተገልጸ’ ኣሜን እንኳዕ ተገልጸ። እንተዘይኸዉንሲ ኣበይ ምሃለና? እቲ ብዘይ ሕጊ ተገሊጹ ንዘልኣለም ምድሓን ምኽንያት ዝኾነና ናይ ኣምላኽ ጽድቂ ንሱ ድማ ክርስቶስ እቲ ጸጋ ኣምላኽ ዝተባረኸ ይኹን። ሕጊ ብሙሴ ተዉሂቡ እዩ እሞ፥ ጸጋን ሓቅን ማለት እቲ ንምድሓንን ብሓዳስ ህይወት

Eriwongel.com Traffic

Today435
Yesterday964
This week2619
This month12083
Total1714998

Who Is Online

1
Online

2024-04-18
Advertisement

Top Stories

Grid List

ቐዳማይ ክፋል! ኢቫን ቫሲሊየቪች ሞይሲየቭ (ብሕጽር ዝበለ ኣጸዋውዓ ወይ ሳጓ ድማ ቫንያ) ብ1952፣ ቮሎንቲሮቭካ ኣብ ዝተበሃለት ሓንቲ ቁሸት ናይ ግዝኣት ሞልዳቪያ (ኣብቲ እዋንቲ ኣካል ሕብረት ሶቭየት ዝነበረት) ካብ ኣመንቲ ስድራቤት ተወሊዱ። ኣብ ሕዳር 1970 ድማ ከም ኩሉ ዜጋ ሕብረት ሶቭየት፣ ናይ

ንዝኸበደ ዕዳይ ብሞትካ ኣርሒቕካዮ

ብፍቕርካ ንዓይ ምድሓንካ ገሊጽካዮ 

ንድኹም እምነተይ ኣበርቲዕካ መሊስካዮ 

ንዝሓመቐት ነፈሰይ ኣትንሲእካ ብተስፋ 

ኣምላኽ እዩ እሙን ጓሳይ ገለ እኳ ኣይጐደለንን 

Upcoming Events

Advertisement