26
Fri, Apr
0 New Articles

Top Stories

ሓንቲ  ድያና ትበሃል ጓል ናብ እንዳ መሓዛኣ ንምብጻሕ ኸደት እሞ ካብዝ ሓስበቶ ንላዕሊ ኣምሰየት፣ ናብ ገዝኣ ኸኣ ንበይና ተበገሰት፣ በይና ንምኻድ እምብዛ ዘፍርሕ ነገር የብላን እቲ ትቕመጦ ሰፈር ቡዙሕ ሰብ የብሉን ገዝኣ ኸኣ እምብዛ ሩሑቕ ኣይኮነን፣ ቁርቡ ሽግለታኣ ዘዊራ ምስ ተጓዕዘት ግና ድይና ኣምላኽ

ሓንቲ  ድያና ትበሃል ጓል ናብ እንዳ መሓዛኣ ንምብጻሕ ኸደት እሞ ካብዝ ሓስበቶ ንላዕሊ ኣምሰየት፣ ናብ ገዝኣ ኸኣ ንበይና ተበገሰት፣ በይና ንምኻድ እምብዛ ዘፍርሕ ነገር የብላን እቲ ትቕመጦ ሰፈር ቡዙሕ ሰብ የብሉን ገዝኣ ኸኣ እምብዛ ሩሑቕ ኣይኮነን፣ ቁርቡ ሽግለታኣ ዘዊራ ምስ ተጓዕዘት ግና ድይና ኣምላኽ

ኣምላኽ ንዓይ ዝገበርካኒ እንታይ እዩ? ኣነ ሰብ ቀቲለ ኣይፈልጥን እየ። ንማንም ከኣ ብዙሙት ዓሚጸ ኣይፈልጥን እየ። ፈጺመ ሰሪቐ ኣይፈልጥን እየ። ብርግጽ ንዉሱናት ሰባት ጐዲኤ እየ ግና ኣቐዲሞም ንሶም እዮም ጐዲኦምኒ። ዝገበርክዎም ከኣ ይግብኦም እዩ።

ሓደ ዓርከይ ብኸቢድ ስንባደ “መይታ እያ!” ብማለት ተዛረበ። ኣብ ህይወተይ ከምዚ ዓይነት ስምባደ ርእየ ኣይፈልጥን። ኣስዒቡ ድማ “እንታይ ክገብር? ኢሉ ሓተተ። እቲ ኣነ ሽዑ ዝገበርኩዎ ዕሽነት ኪመስል ይኽእል፡ ግና ናብቲ ዓራት ቅርብ ኢለ ጎቲተ ኣውጺአያ። ተሰኪመ ወሲደ ድማ ብምዉታ እንከላ ኣብ መንደቕ ናይታ

እዛ ማሕበር እዚኣ ኽትውለድ ከላ ኣዝዩ ዜጨንቕ እዋን እዩ ዝነበረ። እቲ ሓያል ሃጸይ ናፖለዮን ኣብ ኤውሮጳ ብብርቱዕ ሓይሊ ይወርር ነበረ እሞ፣ ሃገር እንግሊዝ ተሸበረት፣ ሰራዊት ኣኽቲታ ድማ ኣብ ገምገም ባሕሪ ማኒካ ኣሰለፈቶም። ዕስራ ዚኣክል ወርሒ ንሓድሕዶም እናተሓላለዉ ጸንሑ። ኤውሮጳ ድና በቲ ውግእ ብርቱዕ

1.  ተይለር በቲ ኣብ ባህሊ ቻይናውያን ዘሎዎ ፍሉይ ታህዋስን ብዝነበሮ ቅንኢ ንወንጌልን እዩ ዝፍለጥ። ሽሕ እኳ ኣብቲ እዋን እቲ ኣብ ሚስዮናውያን ሳሕቲ ጥራይ ዝርአ እንተነበረ፣ ተይለር ግና ንባህላዊ ኣልባሳት ቻይና ምልባስ ርዒምዎ እዩ። ኣብ ትሕቲ መሪሕነቱ እተመስረተ ‘ሚስዮን ውሽጢ ሃገር

ቐዳማይ ክፋል! ኢቫን ቫሲሊየቪች ሞይሲየቭ (ብሕጽር ዝበለ ኣጸዋውዓ ወይ ሳጓ ድማ ቫንያ) ብ1952፣ ቮሎንቲሮቭካ ኣብ ዝተበሃለት ሓንቲ ቁሸት ናይ ግዝኣት ሞልዳቪያ (ኣብቲ እዋንቲ ኣካል ሕብረት ሶቭየት ዝነበረት) ካብ ኣመንቲ ስድራቤት ተወሊዱ። ኣብ ሕዳር 1970 ድማ ከም ኩሉ ዜጋ ሕብረት ሶቭየት፣ ናይ

ኣብተን ማርሴሉስ ኣብ ውሽጢ ካታኮምብ ዝጸነሓለን ውሑዳት ሳምንታት ሓያለይ ሰባት መዕቆቢ ንኽረኽቡ ሃዲሞም ናብተን በዓትታት ክኣትዉ ጀመሩ። ቅድሚ ሕጂ ክንድዚ ዝኣክል ህዝቢ ኣብ ውሽጢ ካታኮምብ ተኣኻኺቦም ኣይፈልጡን ነበሩ። መብዛሕትኡ ግዜ ሰበስልጣን ሮማ ካብቶም ክርስትያናት ነቶም ቀንዲ ዝበሃሉ እንዳመረጹ እዮም

ህይወት ኣብ ውሽጢ ካታኮምብ ! ናይ ብርሃን ጩራ ዘይደፍሮ፣ ድቕድቕ ጸልማት ዝዓሰሎ ! ናይ ማርሴሉስ ህድማ ናብ ካታኮምብ ኣብጸሖ። እቶም ክርስትያናት'ውን ብሓጎስ ተቐበልዎ። ብዛዕባቲ ምስ ሓለፍቱ ተራኺቡ ዝወሰዶ ስጉምቲ ክነግሮም ከሎ ድማ ብዓቢ ኣድናቖት ሰምዕዎ። ምስኦም መከራ ንኽቕበል ብምውሳኑ

ብዘይ ቀላጽም ክትውለድ እስኪ ሕሰብ። ንፈታዊኻ ክትሐቑፈሉ ዘኽእሉ ቐላጽም ዘይብልካ ፡ ነቲ ኣዚኻ እተፍቅሮ ሰብ እትርምስስሉ ኣእዳው ዘይብልካ ፡ እትድህሰስሉ ኣጻብዕ ዘይብልካ፡ ኣቕሐ ወይ ነገራት እትሽከመሉ ተኽእሎን ክጠፍኣካ ከሎ ተሕልፎ ህይወት እንታይ ከምዝኾነ ምግማቱ ኣየጸግምን እዩ። ብዘይ ኣእዳውን ቅልጽምን

"እምበኣርሲ ንትምኒቱ ኸይትእዘዙ፡ ኣብዚ መዋቲ ስጋኹም ሓጢኣት ኣይንገስ ። ትሕቲ ጸጋ እምበር ትሕቲ ሕጊ ስለ ዘይኮንኩም ሓጢኣት ኣይመልከኩምን እዩ እሞ ፡ ከም ሞይቶም ዝተንስኡ ርእስኹም ንኣምላኽ ወፍዩ እምበር ንኣካላትኩም ኣጽዋር ዓመጻ ንሓጢኣት ኣይትግበርዎ ፡ ንኣካላትኩምሲ ኣጽዋር ጽድቂ ንኣምላኽ ደኣ ግበርዎ

ሬማ ማርቫን ( Rhema Marvanne) ካብ ኣቦኣ ተቶን ማርቫንን ( Teton Marvanne) ካብ ኣዲኣ ወንዲ ማርቫን ( Wendi Marvanne ) ኣብ መሰከረም 15 2002 ዐ/ም ተወልደት ። ሬማ ኣብ ዳላስ ተክሳስ ትሪኒቲ ሆስፒታል እያ ተወሊዳ ። ክትውለድ ከላ ክብደት ኣካላታ ብኣዝዩ ውሑድ ሚዛን ማለት

ብዛዕባ እተን ዝሓተምካየን ኣልቡማት ዛጊት ካብ ኣመንቲ እንታይ ዓይነት ኣወንታውን ኣሉታውን ሰሚዕካ ኣለኻ?

እተን ብኣልበማት ዘውጻእክወን መዛሙራተይ ንብዙሓት ንፈውሲ፡ ንምጽንናዕ፡ ንበረከትን ምስጋርን ኮይኑዎም ክሰምዕ ከለኹ መመሊሰ እብርትዕን ነቲ ኣገልግሎተይ ብትግሃት ክሕዞን

ብዛዕባ ገዛእ ርእስኻን ድሕሪ ባይታኻን ኣተዓባብያኻን መዕለልካናዶ?

 ስመይ ኣርኣያ ሃብተ እብሃል። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ1980 ተወሊደ፡ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሻዱሻይ ክፍሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድማ ተማሂረ። ድሕሪ ናጽነት ንኣስመራ ብ1993 ዓ.ም. ኣትየ። ሻብዓይ ክፍሊ ኣብ ቤ/ት ባና

ዘማሪ ዶ/ር ደረጀ ከበደ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ብፍላይ ቅድሚ ዓሰርተታት ዓመታት ዝነበሮ ፍሉይ ናይ መዝሙር ተውህቦ፡ ንብዙሓት ንበረኸት ዝኾነ ሓው ስለ ዝኾነ ካብ ተሞክሮኡ ብዙሕ ክንመሃር ከም እንኽእል ብምእማን ነዚ ቀጺሉ ዘሎ፡ ምስ መጽሔት "ማቴቴስ" ብቋንቋ ኣምሓርኛ ዝተገብረ ቃለ ምልልስ

Advertisement