19
Fri, Apr
0 New Articles

 ብዙሓት መንእሰያት ብዛዕባ ፍቕሪ ዘለዎም ምርዳእ ብሰንኪ ፍርሕን ሕሉፍ ምጥንቃቕን ዘይመልክዑ ይህብዎ እዮም። 

 ቃል ኣምላኽ 'እግዚኣብሄር ፍቕሪ እዩ፡' ይብለና ዮሃ 4፡8። እዛ ፍቕሪ እዚኣ ብኣጋፐ እትፍለጥ ዘይ ቅድመ ኩነታዊት ፍቕሪ እያ። እዛ ፍቕሪ እዚኣ ከምቲ ኣብ  1 ቈረ 13 ተገሊጻ ዘላ ፈታዊት ርእሳ ዘይኮነት  እያ። ናይ ኵሉ ዓይነት ፍቕሪ መሰረት ድማ

 {mosimage}"ጹርያት ልቢ ንኣምላኽ ክርእይዎ እዮም እሞ ብጿኣን እዮም" ማቴ 5፣8

ኣብዛ ንነብረላ ዘሎና ዓለም ብዙሓት ሰባት ጽቡቕ ግብሪ ዝገብሩ ሰባት ኣለዉ። እቲ ምኽንያት ግና ካብቲ ዘይንጹህ ውሽጣዊ ድርኺቶም ዝመጽእ ኮይኑ ንተፈላጥነት ወይ ገለ ጥቕሚ ንምርካብ ኢሎም ዝገብርዎ

“መሓርቲ ምሕረት ክረክቡ እዮም እሞ ብጹኣን ኣዮም” ማቴ 5።7

ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ብዝዓባ ዝተፈላለየ ነጥብታታ ናይ ከረን ስብከታታ ርኢና ኔርና።ኣምላኽ ኣቦ ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ድማ ከም መጠን ጥበቡ ናብ ምልእት ዕቤቱን ብጽሕናን የሱስ ክርስቶስ ክንበጽሓሉ እንኽእል መምርሒታታ ኣብቲ ናይ


ጽድቂ ዝጠምዩን ዝጸምኡን ክጸግቡ እዮም እሞ ብጽኣን እዮም።(ማቴ 5።6)

ከም ቤተሰብ መዓስ ኮን ይኸዉን ኣብ ቤትኩም ናይ ክርስቶስ ጽድቅን ክብርን ክንጸባረቕ ዝደለኸሙሉን ዝበሃጉሙሉን ክንደይ ጊዜ ኾን ይከውን? ናይ ኣምላኽ ህላውነት ኣብ ቤትኩም መታን ጉሁድ ክኸውን ገጽ ኣምላኽ ብንጥፈት ዝደለኸሙሉ? ልቡኹም