26
Fri, Apr
0 New Articles

ብዘይ ቀላጽም ክትውለድ እስኪ ሕሰብ። ንፈታዊኻ ክትሐቑፈሉ ዘኽእሉ ቐላጽም ዘይብልካ ፡ ነቲ ኣዚኻ እተፍቅሮ ሰብ እትርምስስሉ ኣእዳው ዘይብልካ ፡ እትድህሰስሉ ኣጻብዕ ዘይብልካ፡ ኣቕሐ ወይ ነገራት እትሽከመሉ ተኽእሎን ክጠፍኣካ ከሎ ተሕልፎ ህይወት እንታይ ከምዝኾነ ምግማቱ ኣየጸግምን እዩ። ብዘይ ኣእዳውን ቅልጽምን እንተንኸውን ህይወት ክሳብ ክንደይ ኣጸጋሚ ምኾነ ይመስለኩም፧ ኣእዳው ህልዩካ ኣእጋር እንተዘይህልወካ እስኪ ዝህለወካ ምድራዊ ህይወት ሕሰብ። ክትስዕስዕ፡

"እምበኣርሲ ንትምኒቱ ኸይትእዘዙ፡ ኣብዚ መዋቲ ስጋኹም ሓጢኣት ኣይንገስ ። ትሕቲ ጸጋ እምበር ትሕቲ ሕጊ ስለ ዘይኮንኩም ሓጢኣት ኣይመልከኩምን እዩ እሞ ፡ ከም ሞይቶም ዝተንስኡ ርእስኹም ንኣምላኽ ወፍዩ እምበር ንኣካላትኩም ኣጽዋር ዓመጻ ንሓጢኣት ኣይትግበርዎ ፡ ንኣካላትኩምሲ ኣጽዋር ጽድቂ ንኣምላኽ ደኣ ግበርዎ

ሬማ ማርቫን ( Rhema Marvanne) ካብ ኣቦኣ ተቶን ማርቫንን ( Teton Marvanne) ካብ ኣዲኣ ወንዲ ማርቫን ( Wendi Marvanne ) ኣብ መሰከረም 15 2002 ዐ/ም ተወልደት ። ሬማ ኣብ ዳላስ ተክሳስ ትሪኒቲ ሆስፒታል እያ ተወሊዳ ። ክትውለድ ከላ ክብደት ኣካላታ ብኣዝዩ ውሑድ ሚዛን ማለት