20
Sat, Apr
0 New Articles

ዚጉህዩ ምጽንናዕ ክረኽቡ እዮም እሞ ብጽኣን ወይ ሕጉሳት አዮም፣

  “ዚጉህዩ ምጽንናዕ ክረኽቡ እዮም እሞ ብጽኣን ወይ ሕጉሳት አዮም” ማቲ 5።4፣

እዛ ጥቅሲ እዚኣ ካብተን ኣብ ማቲዎስ ተጠቂሰን ዘለዋ ናይ ብጽእና መገድታት ካልኣይቲ ደረጃ ዝሓዘት እያ፣ ከም ቤተሰብ ኣምላኽ ነዛ ጥቅሲ ኣብ ህይወትይኩም ተግባርዊት ጌርኩም ምሱኡ ብዕምቀት ክተመላለሱ ኣምላኽ ኮታ አንተዝድግፈኩም ከመይ ሰናይ ኔሩ፣

ዚጉህዩ ምጽንናዕ ክረኽቡ እዮም እሞ


ህድእ ምባል መገዲ ክብሪ ኣምላኽ ምዃኑ ምርዳእ

ኩቡራትን ፍትዋትን ተኸታተልቲ ኤሪ ወንጌል ኣብዚ ቕንያት እዚ ነዚ ዓመት ዝኸውን ለበዋ ወይ ማዕዳ ነቕርበልኩም ኣሎና፣ ብዛዕባ ንመንግስቲ ኣምላኽን ጽዱቁን ምድላይን ንኣምላኽ ምፍራህን ዝብል ሪኢና ኔርና ሕጂ ኸኣ ብዛዕባ ህድእ ምባል መንገዲ ክብሪ ኣምላኽ ምኳኑ

Which times do you think are the most revealing days of your lives? I hope you will not tell me they are those that allowed you comfort or easy living. I don’t either believe you would say

እዞም ቁጽራታት እዚኣቶም ካብ 911 ንላዕሊ ኣግደስትን ኣድለይትን እዮም፣
መዓስ ኢና ክንጥቀመሎም ዘሎና?

1)    ኣብ ሓዘን እዋን ናብ ወንጌል  ዮውሃንስ 14 ደውል

2)    ኣብ ሓጥያት ትወድቀሉ እዋን ናብ መዝሙር ዳዊት 51

“All you need sometimes is just a little grace... God's grace... and all our problems seem to go away… and it doesn't really matter how God does it. Are we simply to enjoy the benefits

ደስታ’ለኝ ከልቤ ከልቤ የማጠፋ
የሱስ ክብሩ ይስፋ፣    
ኢሉ ዘማራይ ደረጀ ከበደ ይዝምር። ትርጉም ናይዚ ኸኣ ከምዚ ዚስዕብ እዩ፣-
ሰላማ’ሎኒ ከም ወሓዚ ዚፈስስ
ንልበይ ዘረስርስ
ሓጎስ ኣሎኒ ካብ ልበይ ዘይጠፍእ
ክብሪ ንየሱስ

ቐዳማይ ክፋል

1 ቅድም መንግስቲ ኣምላኽን ጽዱቁን ምድላይ ናይ በረኸታት እቲ ዝዓበየ በረኸት ምዃኑ ንፍለጥ፣


መቸም ኩኡ ጊዜ ሓድሽ ዓመት ኣብ ዝመጸሉ እዋናት ዘሎ ጸፋዕፋዕን መብጸዓታትን ኣዚዩ ብዙሑን ማእለያ ዘይብሉን እዩ፣ ተግባራውነቱን እቲ ለውጥን ግና ኣዚዩ ብጣዕሚ ሒደት እዩ፣ ሰባት ወትሩ ኣብ ሓድሽ ዓመት

More Articles ...