18
Thu, Apr
0 New Articles

 መንፈሳዊ ትንሳኤን ተሓድሶን

ኣድሓኖም ሕዱግ

(1) ትርጉም ቃላት

(ሀ) ተሓድሶ፦ሓደ ነገር ወይ ውን ኩነታት መሰረታዊ መንነቱ ለዊጡ ወይ ኣበላሽዩ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ከተዐርዮን ናብቲ መሰረታዊ፣ ወይ መበቆላዊ መንነቱ ክትመልሶን ከሎኻ፣ "ተሓደሶ፣" ይበሃል።


 

 ከም ሰባት ኣብዛ ምድሪ ክንመላለስ እንከሎና ብዙሕ ባህ ዘየብሉ ነገራት ንርኢ ኢና።ነቶም ብህ ዘይቡሉና ጉዳያት ክንኣሊ ከኣ ጻዕርታት ንገብር ኢና።ኣብዛ ዓለም ዘሎ ሕጋጋትን ስራዓታት እውን ነቲ ዘሎ ባህ ዘየብል ነገር ንምእላይ እዩ።ከምኡ ኸእ እቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ኣምላኽ ኣብ ቅድሚ የዒንቱ ባህ

ሃዋርያ ጳውሎስ ናብ ሰብ ሮሜ ኣብ ዝጸሓፎ መልእኽቱ ኣብ ምዕራፍ 12። ክልተ ኣገደስቲ ነገራት ተዛሪቡ ኣሎ። “እምበኣርሲ ኣሕዋተየ። ንስጋኹም ህያውን ቅዱስን ንኣምላኽ ባህ ዘብልን መስዋእቲ ጌርኩም ከተቕርብዎ። ብምሕረት ኣምላኽ እምዕደኩም ኣሎኹ፣ እዚ ማለት እቲ ናይ ኣእምሮ መንፈሳዊ ኣገልግሎትኩም እዩ፣

ኣብዚ ዘለናዮ እዋን ብሰንኪ ፍቕሪን ወንጌልን መድሓኒና የሱስ ክርስቶስን ኣብ ሃገርና ኣዚዮም ብዙሓት ኣሕዋት ኣብ ከቢድ ፈተናን ስቓይን ከም ዘለዉ ኩላትና እንፈልጦ ሓቂ እዩ። ገለ ብማእሰርቲ፣ ገለ ብጥሜትን መግረፍትን ኰታ ብዝተፈላለየ ጐደና ሕሰም ይሓልፉ ኣለዉ። እዚ ዝሓልፍዎ ዘለዉ ስቓይን መከራን ግና

 

 One evening I was watching a National Geographic documentary displaying horrifying predatory episodes. One of these episodes shows a shark within another shark's body devouring its

መጀመርያ ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን መድሓኒናን የሱሱ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ይብዝሓልኩም እናበልኩ ኩቡር መንፈሳዊ ሰላምታይን ናፍቖተይን ይገልጽ፣ ኣምላኽ ሰማይ ከኣ ድሌትኩም ዘበለ ይሃብኩምን ይባርኽኩምን፣ እዚ ሕጂ ኣገልግሎት ፈነወ ወንጌል ኤርትራ ተዳልዩ ዘሎ ሰሚናር እቲ ቐንዲ ዘመሓላልፎ ዓቢ መልእኽቲ እንተ

More Articles ...