25
Thu, Apr
0 New Articles

ዝንበብ ጥቅሲ(ታት) : ሉቃ 15:11-32

እግዚኣብሄር ኩሉ ሰብ ብሓርነት ክነብር ይደሊ ። ኣብ ቃሉ ድማ ከመይ ኢልና ሓራ ክንከውን ከምዝግብኣና ኣንጺሩ ይገልጸልና ። እንተዀነ ግን እዚ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝርከብ ሓቂ ካብ ዘይምርዳእ ብዙሓት ሰባት ሓራ ኢና እናበሉ : ኣብ ባርነት ይነብሩ ። እምብኣር ነዚ ኣብነት ክኸውን ዝኽእል ትምህርቲ ኣብ ሉቃስ 15 ንረክብ ። እዚ ድማ ፈሪሳውያን ንጐይታ የሱስ ንሓጥኣንን ተገውትን ይቕበል ምሳታቶም ይበልዕ ኢሎም ምስ ነቐፍዎን ምስ

ብመጀመርያ ሰማይን ምድርን ፈጢረ፣ ኣብቲ ጉቡእ እዋንን ቦታን ከኣ ንዓኻ ወይ ንዓኺ ፈጢረኩም፣ ኣነ ነቲ ውሽጥኻ ፈጢረዮ፣ ኣነ ንኹልንትናኻ ሰሪሔዮ፣ ኣብ ማህጸን ወላዲትካ ኸኣ ደኪነካ፣ ንስኻ ብጥንቃቐን ብጥበብን ዝተፈጠረካ ኣዚኻ ኩቡር ፍጥረት ኢኻ፣ ስርሓይ ኩሉ ጉሩም እዩ፣ ንስኻ ኸኣ ተግባር ኣእዳወይ ስለ

ነገራት እናጸልመተ ክከይድ ከሎ፣ ኩነታት ኣንፈቶም አናቓያየሩ ዓቅልኻ ከጽቡብልካ ከለዉ፣ ትጽቢትካ ኩሉ ከይተማለአ ክተርፍ እንከሎ፣ ዝሓሰባካዮ ሽቱኡ ከይሃረመ ከንቱ ከኽውን ከሎ፣ ዝስማዓካ ስሚዒት። ዝወርደካ ጋሂ። እትሓልፎ ብድሆ ዓቢ፡ እቲስከሞ ጾር ድማ ከቢድ፡ ካብ ምኻኑ ዝተላዕለ ኣብ ምጉርምራምን ምንጽርጻርን

"ኣለልይዎ ኸኣ፡ እዚ ቐምሽ ወደይ እዩ፡ ሕሱም ኣራዊት በሊዕዎ፡ ዮሴፍ ብርግጽ ተበሊዑ፡ በለ። ያእቆብ ድማ ክዳኑ ቐዲዱ ኣብ ሕቑኡ ማቕ ተዓጥቀ፡ ብዛዕባ ዮሴፍ ወዱ ብዙሕ መዓልቲ ሐዘነ።" ዘፍ.37፡33-34

ስብከተይ፤ ኣብ ሓንቲ መጽሄት ብዘንበብክዋ ታሪኽ ኽጅምሮሞ ድሕሩኡ ናብቲ መልእኽተይ ክሰግር እየ።

እዋኑ ኣዝዩ ናይ ጥንቲ ዘመን እዩ ይብሉ። ከምዚ ሕጂ ዓለምና ከይበልጸገት ሰባትዉን ናብ ድላዮም ቦታታት ብመኪና ሸነን ክብልሉ ኣብዘይክእሉሉ ዝነበረሉ ዘመን እዩ ሓደ ካብ ስግር ባሕሪ ናብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ንዕዮ

ክቡር ኣንባቢ ብመጀመርታ ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ፍቀደለይ። ዑፍሲ ዑፍ ስለዝኾነት ድያ ትበርር፡ ወላስ ዑፍ ምእንቲ ክትኸዉን? ንዑፍ ኣብ ሰማያት ምእንቲ ክትበርር ኢሉ እትበረሉ መንገብገብ ዝሃባ እግዚኣብሔር ኢዩ። መንገብገብ ስለዝተዋሃባ ኢያ ኽኣ እትበርር እምበር፡ መንገብገብ ክዉሃባ ኢላ ኣይኮነትን እትበርር።