22
Sun, Jun
0 New Articles

ዓቢ መንፈሳዊ ምንቕቓሕ (ኮንፈረንስ)

News
Typography


ሐበሬታ 


mካብ23 - 29  JULY  2007
    7 KŠñ ñŠmk [\'8aêê§ §‹[
    ]D sD‹÷ ÷†o†ñ ñ…ME…‹ ›chSkF| kS›‰q
    ‹‹ÍF \'cd‰êDêêꉍêM mkꋍmkU \©©öM::

      GkWp

1. ኣቐዲምካ ምድላው ንኹሉ ጽቡቕ እዩ፡፡
   ስለዚ ካብ ሕጂ ኣትሒዝና ንነፍሲ
   ወከፍ ናብዚ  ኰንፈረንስ ንዕድም፡፡

2. ንመደቀሲ ዝኸውን ኣቐዲምና ከነዳሉ
         እቶም ዋናታት ክንደይ ብዝሒ ምዃና
         ስለ ዝሐተቱና  ነዚ  ንምፍላጥ ካብ
         ሕጂ ኣትሒዝኩም ተመዝገቡ፡፡ ናይ
         መጨረሻ ምዝገባ June 18 እዩ፡፡

3. ክትምዝገቡ  ከለኹም ንመራሒ
         ቤተክርስትያንኩም ተወከሱ፡፡

ምግቢ፡  ናይ ሆላንድ ኣመጋግባ፡
            ጽቡቕ ምግቢ በብመዓልቱ
            ከኣ ቅያር  ኣለኩም፡፡

 መደቀሲ፡ 4 ወይ 6 ዓራት ኣብ ሐንቲ
        ክፍሊ ኣሎ፡፡ መሕጸቢ ኣካላትን፡
        ሽንቲቤትን ኣብ ነፍሲ ወከፍ
        ክፍሊ ኣለኩም፡፡

6.   6. ትኸፍልዎ ገንዘብ

ን 7 መዓልቲ ንምግብን መደቀስን፡ ሰኑይ
ንግሆ ኣቲና፡ ቀጺላ ዘላ ሰኑይ ንግሆ ንወጽእ፡፡
ካብ 1 ዓመት ክሳብ 3 ዓመት ብነጻ
    ካብ 4 ዓመት ክሳብ 12 ዓመት Euro 175
    ካብ 13 ዓመት ንላዕሊ Euro 250

7.    መብርሂ፡ ኣቐዲምኩም ክትፈልጡ እቶም
           2 ወይ 3 መዓልቲ ጥራይ ክትካፈሉ
          ትደልዩ ፍርቂ ዋጋ ክትከፍሉ ኢኹምê፡፡


               


 7. እቶም ዝተመዝገብኩም ኩሉኹም እቲ ገንዘብ  
   ንመራሒ  ቤተክርስትያንኩም ክፈሉ ፡፡
   ናይ መጨረሽታ ምክፋል June 22 እዩ፡፡
   ካብዚ ዕለት ተሐሊፉ ሐላፍነት የብልናን፡፡
   

   8. እቶም ቅድሚ ኰንፈረንስ ምጅማሩ ትመጹ
    እቶም ኰንፈረንስ ምስ ተወደኤ ትጸንሑ ናይ
    ምግቢ ኰነ መደቀሲ ባዕልኹም / ብግልኹም
    ከተዳልዉ ንሕብር፡፡

   9.  እቶም ነዚ ኰንፈረንስ ትሳተፉ
     ብሕብረት ( ብግሩብ ) ተመጻኹም
     ዝሐሸ እዩ፡፡ ምኽንያቱ
     * ዋጋ ቲኬት ናይ ኣየር ይሐስረልኩም
     * ኣጋይሽ ንዝቕበሉ ከኣ ይሰልጠሎም

   10. እቶም ናብዚ ኰንፈረንስ ክትመጹ
     መደብ  ዘለኩም ኣቐዲምኩም ካብ
     ሕጂ  ኣየር ትኬት ተቑረጽኩም
     ብጽቡቅ ዋጋ ክትረክቡ ትኽእሉ

   11. መዘምራን ዘበልኩም ኩሉኹም
     እቶም ትካፈሉ ልብስኹም ሒዝኩም
     ተመጻኹም ጹቡቅ እዩ፡፡ ምኽንያቱ
     ናይ ሕብረት መዝሙር ስለ ዘሎ፡፡

  12. ኣይትረስዑ፡ ኩሉ ናብዚ ኰንፈረንስ
     ዝመጽእ ዘበለ፡ እቶም ዘለኩም፡ ጻዕዳ
     ክዳን ሐበሻ ተማልኡê፡፡


   13. ኣየር ፖርት ናይ ኣምስተርዳም / Airport
     ሐደ እዩ፡፡
   * Amsterdam AIRPORT (SCHIPHOL)             
     ይባሃል፡፡
ካብ ኤርፖርት SCHIPHOL ብባቡር ካብ
15 - 20 ደቒቅ ናብ ባቡር መደበር ሰንትራል
ስቴሽን ትበጽሑ፡፡ ካብዚ ከኣ ብታክሲ ናብ
ሆቴል STAY OKAY መደቀሲ ካብ
5 - 10 ደቒቅ ይወስደልኩም፡

14.  ሐደ ሐደ ዘድልየኩም ንምግዛእ
         ኣብቲ ከባቢ ድንኳን / Shop
          ኣለኩም፡፡

 
         ሰዓት 4 ምሸት ትምህርቲ
         ኰይኑ ብተፈላለዩ መማህራን
  ተመዲቡ ኣሎ፡፡

     

5. እቲ ነካይደሉ ቦታ ኣብ ማእከል
    ከተማ ኣምስተርዳም  እዩ፡፡

 16. ንዘድልየኩም ጉዳያት ገንዘብ ኣብ  
     ዘሎኹምዎ ዓዲ ኣሽሪፍኩም
     ተመጻኹም ይሐስረልኩም፡፡

      17. ትሕዝቶ ኰንፈረንስ

       * ካብ ሰዓት 10 ንጐሆ ክሳብ

8. ሰዓታት ጥሮግራም

18.1 ቁርሲ ካብ ስዓት 8 - 9፡30 am
              18.2 ትምህርቲ ካብ 10፡30 - 12.30 pm
     18.3 ምሳሕ ካብ 12፡30 - 2፡30 pm
              18.4 ትምህርቲ ካብ 2፡30 - 4፡00 pm
              18.5 ዕረፍትን ድራርን ካብ 4 - 7 pm
            18.6 ካብ 7 - 9፡30 pm ናይ
    ምንቕቓሕ ግዜ ኩላትና ብሐባር፡  
         ስብከት፡ ኣምልዀ፡ መዝሙር፡
         ፀሎት፡ ፈውሲ፡ ይህልወና፡፡


 19.  መደቀስን፡ ቁርሲ ንበልዓሉን
           ኣብ ሐደ ቦታ እዩ፡፡
    ኣድራሻ ከኣ
   STAY OKAY AMESTERDAM ZEEBURG
        TIMOPLEIN -21
         1094 CC AMESTERDAM
        TEL. 0031 (0) 205 513 190
   FAX 0031 (0) 206 390 191
        Email: zeeburg@stayokay.com
    ፕሮግራም ነካይደሉን ምሳሕን ድራርን
    ንበልዓሉን፡ ኣብ ካልኣይ ቦታ እዩ፡፡

    ኣድራሻ ከኣ
          
   PIETER NIEUWLAND COLLEGE
       NOBELWEG -  6
      1097 AR  AMESTERDAM

      TEL.  0031 (0)  206 654 730
      FAX   0031 (0)  206 681 911   
   
 ** ክልቲኡ ኣድራሻ ግና ቀረባ
   ( ጥቓን ንጥቓን ) እዩ፡፡
 
20.    ሐፈሻዊ ሐበሬታ ምስ ትደልዩ
ኣወሃሃዲ ኰንፈረንስ፡
ፓስተር ኣብርሃለይ ስዩም ለንደን
     Tel.  0044 ( 0 ) 7947750990
        0044 ( 0 ) 2087612749

  21. ኣብ ሆላድ ካብ ዘለው
 ሐለፍቲ ናይዚ ኰንፈረንስ
 ሐበሬታ ምስ ትደልዩ፡

1. ኣገልጋሊ ዮሴፍ ወልዳይ

        *  Tel.   0031 (0) 619 626 934
        0031 (0) 367 501 384
 

   2. ፓስተር ዮሃንስ ኣስገደ

        *  Tel.    0031 (0) 647 121 414
        0031 (0) 206 373 767

   3. …²F³Dï „ï\i ŠI\§

         *  Tel.    0031 (0) 642 275 554

         0031 (0) 206 311 783


ሐበሬታ 


mካብ23 - 29  JULY  2007
    7 KŠñ ñŠmk [\'8aêê§ §‹[
    ]D sD‹÷ ÷†o†ñ ñ…ME…‹ ›chSkF| kS›‰q
    ‹‹ÍF \'cd‰êDêêꉍêM mkꋍmkU \©©öM::

      GkWp

1. ኣቐዲምካ ምድላው ንኹሉ ጽቡቕ እዩ፡፡
   ስለዚ ካብ ሕጂ ኣትሒዝና ንነፍሲ
   ወከፍ ናብዚ  ኰንፈረንስ ንዕድም፡፡

2. ንመደቀሲ ዝኸውን ኣቐዲምና ከነዳሉ
         እቶም ዋናታት ክንደይ ብዝሒ ምዃና
         ስለ ዝሐተቱና  ነዚ  ንምፍላጥ ካብ
         ሕጂ ኣትሒዝኩም ተመዝገቡ፡፡ ናይ
         መጨረሻ ምዝገባ June 18 እዩ፡፡

3. ክትምዝገቡ  ከለኹም ንመራሒ
         ቤተክርስትያንኩም ተወከሱ፡፡

ምግቢ፡  ናይ ሆላንድ ኣመጋግባ፡
            ጽቡቕ ምግቢ በብመዓልቱ
            ከኣ ቅያር  ኣለኩም፡፡

 መደቀሲ፡ 4 ወይ 6 ዓራት ኣብ ሐንቲ
        ክፍሊ ኣሎ፡፡ መሕጸቢ ኣካላትን፡
        ሽንቲቤትን ኣብ ነፍሲ ወከፍ
        ክፍሊ ኣለኩም፡፡

6.   6. ትኸፍልዎ ገንዘብ

ን 7 መዓልቲ ንምግብን መደቀስን፡ ሰኑይ
ንግሆ ኣቲና፡ ቀጺላ ዘላ ሰኑይ ንግሆ ንወጽእ፡፡
ካብ 1 ዓመት ክሳብ 3 ዓመት ብነጻ
    ካብ 4 ዓመት ክሳብ 12 ዓመት Euro 175
    ካብ 13 ዓመት ንላዕሊ Euro 250

7.    መብርሂ፡ ኣቐዲምኩም ክትፈልጡ እቶም
           2 ወይ 3 መዓልቲ ጥራይ ክትካፈሉ
          ትደልዩ ፍርቂ ዋጋ ክትከፍሉ ኢኹምê፡፡


               


 7. እቶም ዝተመዝገብኩም ኩሉኹም እቲ ገንዘብ  
   ንመራሒ  ቤተክርስትያንኩም ክፈሉ ፡፡
   ናይ መጨረሽታ ምክፋል June 22 እዩ፡፡
   ካብዚ ዕለት ተሐሊፉ ሐላፍነት የብልናን፡፡
   

   8. እቶም ቅድሚ ኰንፈረንስ ምጅማሩ ትመጹ
    እቶም ኰንፈረንስ ምስ ተወደኤ ትጸንሑ ናይ
    ምግቢ ኰነ መደቀሲ ባዕልኹም / ብግልኹም
    ከተዳልዉ ንሕብር፡፡

   9.  እቶም ነዚ ኰንፈረንስ ትሳተፉ
     ብሕብረት ( ብግሩብ ) ተመጻኹም
     ዝሐሸ እዩ፡፡ ምኽንያቱ
     * ዋጋ ቲኬት ናይ ኣየር ይሐስረልኩም
     * ኣጋይሽ ንዝቕበሉ ከኣ ይሰልጠሎም

   10. እቶም ናብዚ ኰንፈረንስ ክትመጹ
     መደብ  ዘለኩም ኣቐዲምኩም ካብ
     ሕጂ  ኣየር ትኬት ተቑረጽኩም
     ብጽቡቅ ዋጋ ክትረክቡ ትኽእሉ

   11. መዘምራን ዘበልኩም ኩሉኹም
     እቶም ትካፈሉ ልብስኹም ሒዝኩም
     ተመጻኹም ጹቡቅ እዩ፡፡ ምኽንያቱ
     ናይ ሕብረት መዝሙር ስለ ዘሎ፡፡

  12. ኣይትረስዑ፡ ኩሉ ናብዚ ኰንፈረንስ
     ዝመጽእ ዘበለ፡ እቶም ዘለኩም፡ ጻዕዳ
     ክዳን ሐበሻ ተማልኡê፡፡


   13. ኣየር ፖርት ናይ ኣምስተርዳም / Airport
     ሐደ እዩ፡፡
   * Amsterdam AIRPORT (SCHIPHOL)             
     ይባሃል፡፡
ካብ ኤርፖርት SCHIPHOL ብባቡር ካብ
15 - 20 ደቒቅ ናብ ባቡር መደበር ሰንትራል
ስቴሽን ትበጽሑ፡፡ ካብዚ ከኣ ብታክሲ ናብ
ሆቴል STAY OKAY መደቀሲ ካብ
5 - 10 ደቒቅ ይወስደልኩም፡

14.  ሐደ ሐደ ዘድልየኩም ንምግዛእ
         ኣብቲ ከባቢ ድንኳን / Shop
          ኣለኩም፡፡

 
         ሰዓት 4 ምሸት ትምህርቲ
         ኰይኑ ብተፈላለዩ መማህራን
  ተመዲቡ ኣሎ፡፡

     

5. እቲ ነካይደሉ ቦታ ኣብ ማእከል
    ከተማ ኣምስተርዳም  እዩ፡፡

 16. ንዘድልየኩም ጉዳያት ገንዘብ ኣብ  
     ዘሎኹምዎ ዓዲ ኣሽሪፍኩም
     ተመጻኹም ይሐስረልኩም፡፡

      17. ትሕዝቶ ኰንፈረንስ

       * ካብ ሰዓት 10 ንጐሆ ክሳብ

8. ሰዓታት ጥሮግራም

18.1 ቁርሲ ካብ ስዓት 8 - 9፡30 am
              18.2 ትምህርቲ ካብ 10፡30 - 12.30 pm
     18.3 ምሳሕ ካብ 12፡30 - 2፡30 pm
              18.4 ትምህርቲ ካብ 2፡30 - 4፡00 pm
              18.5 ዕረፍትን ድራርን ካብ 4 - 7 pm
            18.6 ካብ 7 - 9፡30 pm ናይ
    ምንቕቓሕ ግዜ ኩላትና ብሐባር፡  
         ስብከት፡ ኣምልዀ፡ መዝሙር፡
         ፀሎት፡ ፈውሲ፡ ይህልወና፡፡


 19.  መደቀስን፡ ቁርሲ ንበልዓሉን
           ኣብ ሐደ ቦታ እዩ፡፡
    ኣድራሻ ከኣ
   STAY OKAY AMESTERDAM ZEEBURG
        TIMOPLEIN -21
         1094 CC AMESTERDAM
        TEL. 0031 (0) 205 513 190
   FAX 0031 (0) 206 390 191
        Email: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.
    ፕሮግራም ነካይደሉን ምሳሕን ድራርን
    ንበልዓሉን፡ ኣብ ካልኣይ ቦታ እዩ፡፡

    ኣድራሻ ከኣ
          
   PIETER NIEUWLAND COLLEGE
       NOBELWEG -  6
      1097 AR  AMESTERDAM

      TEL.  0031 (0)  206 654 730
      FAX   0031 (0)  206 681 911   
   
 ** ክልቲኡ ኣድራሻ ግና ቀረባ
   ( ጥቓን ንጥቓን ) እዩ፡፡
 
20.    ሐፈሻዊ ሐበሬታ ምስ ትደልዩ
ኣወሃሃዲ ኰንፈረንስ፡
ፓስተር ኣብርሃለይ ስዩም ለንደን
     Tel.  0044 ( 0 ) 7947750990
        0044 ( 0 ) 2087612749

  21. ኣብ ሆላድ ካብ ዘለው
 ሐለፍቲ ናይዚ ኰንፈረንስ
 ሐበሬታ ምስ ትደልዩ፡

1. ኣገልጋሊ ዮሴፍ ወልዳይ

        *  Tel.   0031 (0) 619 626 934
        0031 (0) 367 501 384
 

   2. ፓስተር ዮሃንስ ኣስገደ

        *  Tel.    0031 (0) 647 121 414
        0031 (0) 206 373 767

   3. …²F³Dï „ï\i ŠI\§

         *  Tel.    0031 (0) 642 275 554

         0031 (0) 206 311 783