18
Thu, Apr
0 New Articles

ወዲ ሰብ መልክዕ ኣምላኽን ክብርን ዘለዎ ብዘሎ ስልጣን ከኣ ኣብ ኢዱ ዝተዋህቦ ኣብ ልዕሊ ኣእዳው ግብሪ ኣምላኽ ዝተሸመ ድላይ ልቡ ንምግባር ከኣ ፍቓድ ዝተዋህቦ ካብ ኣምላኽ ከኣ ምብጃው ዝረኸበ ኣዝዩ ቡሉጹ ፍጥረት እዩ። ካብ ምግራም ዝተላዕለ ኸኣ እዩ እቲ ንስኻ እትዝክሮን እትሓስቦን ወዲ ሰብሲ ከመይ ዝበለ ኰን እዩ ብምባል ብዛዕብኡ ዝተጻሕፈ። ታሪኽ እዚ ከምዚ ዝዓይነቱ ክብሪ ዘለዎ ሰብ እምብዛ መቂሩን ወቂቡን ንምንባር ከኣ ካብቲ ዝተሓተ ክሳብ እቲ ዝለዓለ ነገር

ለ. ፈተና (Temptation)
እዚ temptation ዝብል ቃል ብግሪኽ Perasimos ዝብል ኮይኑ መከራ፣ ጸበባ፣ ወጽመድ ዝብል ትርጉም ኣሎዎ።
ኣገደስቲ ነጥብታት ብዛዕባ (temptation) ፈተና 

የሱስ ነቶም ተኣኪቦም ዝነበሩ ከምዚ ኢሉ ክምህሮም ጀመረ። ርኹስ መንፈስ ካብ ሰብ ምስ ወጸ፣ ዘዕርፈሉ ደልዩ ኣብ ብዘሎ በረኻን ምድረ በዳን ኰለል ይብል። ዘዕርፈሉ ምስ ሰኣነ ግና፣ እስኪ ናብታ ዝነበርክዋ ክምለስ ምናልባት ጥራያ ትጸንሓኒ ትኸውን ይብል። ምስ ተመልሰ ድማ ተዀስቲራን ተሰሊማን ትጸንሖ። እቲ ርኹስ

እዚ ታሪኽ እዚ ሓቂ እንተ ዘይከዉን ኔሩ ኣይመኣመናዮ ግና ኣዚዩ ሓቂ እዩ። ንስኻትኩም እውን ሓቂ ምኻኑ ምስ ሰማዕኩሞ ምስ እዚ ታሪኽ ክትሰማምዑ ኢኹም። ሓደ ግዜ ሓደ ዓብን ኩቡርን ንጉስ ነበረ። ኣብ ልዕሊ ህዝቡ ዝነበሮ ፍቕሪ ኣዚዩ ኩቱር መዘና ኣልቦ እዩ ዝነበረ። ምንም እኳ እቲ ኣብ ግዝኣቱ ዝነበረ ህዝቢ ኣዚዩ

መእተዊ 
1ይ ቆረ 15፡57 ግናኸ ነቲ ብጎይታና የሱስ ክርስቶስ ጌሩ ዓወት ዝህበና ኣምላኽ ስብሓት ይኹኖ!
2ይ ቆረ 2፡14 ግናኸ ነቲ ብክርስቶስ ኩሉ ሳዕ ናብ ዓወት ዝመርሓና….ኣምላኽ ስብሓት ይኹኖ፡፡ 

ምኽፋት መንፈሳዊ የዒንቲ፣

ቡዙሕ ግዜ ሓደ ብተደጋጋሚ እንሰምዖ ዘረባ ኣሎ እዩ፣ ንሱ ኸኣ ምዕባለ ሰብ ብመጠን እቲ ዝርእዮ እዩ ዝምዘን ዝብል እዩ። ሓቂ እዩ በመጠን እቲ ኣርሒቕካ ዝረኣኻዮ ጐደና ኢኻ ንምጉዓዝ እትኽእል። ኣብ ሎሚ ኰይኑ ንዝመጽእ ዘቛምት ሰብ ዳርጋ ፍርቂ ዓወት ተዓዊቱ ኣሎ ተበልና ኣየጋነናን።

 "እንሆ ድንግል ክትጠንስ ወዲውን ክትወልድ እያ ስሙ ኸኣ ኣማኒኤል ኪብልዎ እዮም ትርጉሙ ኸኣ ኣምላኽ ምሳና እዩ" ማቴ 1፣23

እቲ ጸልማት ክቕንጠጥ፡ ነቲ ድነ ክገልህ፡ ንሕማም ክፍውስ፡ ደጌታት ገሃነም ክዓጹ፡ ነቲ ምረት

More Articles ...