18
Thu, Apr
0 New Articles

ኩሉ ሳዕ ዓወት (Part 2)

Message 3
Typography

ለ. ፈተና (Temptation)
እዚ temptation ዝብል ቃል ብግሪኽ Perasimos ዝብል ኮይኑ መከራ፣ ጸበባ፣ ወጽመድ ዝብል ትርጉም ኣሎዎ።
ኣገደስቲ ነጥብታት ብዛዕባ (temptation) ፈተና 
1. ካብ ሰይጣን እዩ፣ ሽሙ ውን ፈታኒ ተባሂሉ እዩ፣ ማቴ 4፣3
እግዚኣብሄር ንወልሓደ እዃ ኣይፍትንን እዩ።
2. እቲ ዕላማኡ ኩሉ ክፉእ እዩ፣
እግዚኣብሄር ብክፉእ ኣይፍትንን እዩ ከመይሲ ኣባኡ ሓንቲ እዃ ጸልማት የብሉን።
3. ኣብ ቅኑዕ መገዲ ከም ዘሎኻ ምልክት እዩ።
4. ሰብ ክበጽሖ ዘይክእል ፈተና ኣይበጽሓኩምን እዩ፣ 1ቆረ 10፣13
5. ልዕሊ ዓቅምኹም ክትፍተኑ ኣይሓድገኩምን፣ ክርስቶስ ከምዚ ከማና ተፈቲኑ እዩ።
6. መውጽኢ ጌሩልኩም ኣሎ፣
እግዚኣብሄር እሙን እዩ መገዲ ኣለዎ ።
ፈተና (temptation) ክመጽእ ከሎ
1. ሓድሽ ደረጃ፡
ካብቲ ዘሎካዮ መታን ከይትወጽእ ክሓጽረካ።
2. ምግላጽ፣
ኩሉ ጊዜ ደድሕሪ ሓድሽ ናይ ቃሉ ምግላጽ ፈተና ኣሎ
3. ክትዘናጋዕ ከሎኻ፣
ዳዊት 2ሳሙ 11፣1-2
4. ኣብ ነገር ካልኦት ምስ እትጽንበር፣ ገላ 6፣1
ፈተና (temptation) ስለምንታይ ይመጽእ
Desire conceived- gave birth to sin- sin full growth- death
1. ተስሒቡ ያቆ 1,14
2. ተሓቢሉ ያቆ 1,14
3. ዘይምንቃሕ ማቴ 26,41
4. ብስምዒት ምምራሕ፣ ጌጋ ዝኾነ ኣረኣእያ(wrong imagination)፣ ሄዋን ዘፍ 3,6
5. ክህብትም ምድላይ 1ጢሞ 6,9
6. ሰይጣን ኣለዓዓሎ 1ዜና 21,1
ከመይ ይዓይይ
1. ርሱን መንትግ (ሓሳብ ኣእትዩ ነበረ) ዩሃ 13፣2, ኤፌ 6፣16
2. ማዕበል (storm)- በቲ ማዕበል ጌሩ ፍርሂ ምጥርጣም ከእትወልካ እዩ ዝመጽእ ከም ጴጥሮስ
ዕላማታት ናይ ፈተና (temptation)
1. ክሰርቕ፣ ናይቲ ቃላት ትርጉም፣ ግልጸት (impact, inspiration) ክሰርቕ እዩ ዝመጽእ።
2. ከጥፍእ፣ ዘሎካ ናይ ጸሎት፣ ጸጋ…….
3. ከዕኑ
4. ከዋርድ
5. ክሓርድ
 
ዩሃ 10፣10 ሰራቒ ብዘይካ ከጥፍእ ክሓርድ ካልእ ኣይመጽእን እዩ፣ ኣምላኽ ግና ሂወት ሒዙልና መጽዩ ከምቲ ወዲ ዘለዎ ሂወት ኣሎዎ ወዲ ዘይብሉ ድማ ሂወት የብሉን ዝብል። ዕላምኡናይ ዘል ኣለም ሂወት ክህበና እዩ ዝመጸነፍሲ ወከፍ ነታ ኣምላኻዊት ዝኮነት ሂወት ሒዝና ኣብ ከረን ዘላ ቤት ከነብርህ መታን እዩ።እግዚኣብሄር ሂወት ሂቡ ንዓበይቲ ዕላማታት እዩ መዲቡና ነዚ ዕላማ እዚ ከነክብር ቀዳምነት ክንህብ ምስ ጀመርና እግዚኣብሂር ድማ ቤትና ክሰርሕ ይጅምር፣ ነዚ ዕላማ ገዲፍና ኣብ ናይ ምድሪ ወይ ገዛእ ርእስና ከነቶክር ከሎና ሽዑ እዩ እቲ መብረሲ ዝጅምር። ደሙ ዘፍሰሰ ነቲ ዘልኣለማዊ ዝክኮነ ዕላማ ክመልስ 
 
ዕላማ ሰይጣን
1. ክሰርቕ
2. ከዕኑ፡ ከጥፍእ
3. ክቐትል፡ ክሓርድ

{youtube}vT2T8JRlnzw{/youtube}


ኣገልጋሊ ሙሴ ዳዊት (ካቦድ መሴ)