20
Sat, Apr
0 New Articles

 ማር.10፡51". . . ንሱ ግና፡ ኣታ ወዲ ዳዊñት፡ ምሓረኒ፡ እናበለ ኣዝዩ ጨደረ። የሱስ ድማ ደው ኢሉ፡ ጸውዕዎ በለ። . . . እቲ ዕዉር ከኣ፡ ረቡኒ፡ ክርኢ፡ በሎ። . . .

 

"ማር.10፡46-52 ኣብ ማር.10፡46-52 ጎይታ ናብ ያሪሠላ ምስ ኣትዩ ክወጽእ ከሎ በርጢሜዎስ ወዲ ጢሜዎስ እቲ ዕውሩ ኣብ ጥቓ መገዲ ተቐሚጡ ይልምን ኔሩ። የሱስ ብእኡ ይሓልፍ ከም ዘሎ ምስ ሰምዐ ከኣ "የሱስ ወዲዊት

ንስኻትኩም'ውን ብእኡ ቃል ሓቂ፡ ናይ ምድሓንኩም ወንጌል፡ ምስ ሰማዕኩም ብእኡ'ውን ምስ ኣመንኩም ብናይ ተስፋ መንፈስ ቅዱስ

ቅድሚ ሒደት ዓመታት። ኣብ ሓደ ምውቕ ናይ ሓጋይ ቀትሪ ኣብ ፍሎሪዳ ሓደ ንእሽቶ ቆልዓ ኣብ ድሕሪ ገዝኡ ኣብ ዝርከብ ቀላይ  ክሕንብስ ወሰነ፣ ብታህዋኽ ኩሉ ክዳዉንቱ። ሳእኑን ካልሱን ኣዉጺኡ ድማ  ዘሊሉ ናብቲ ዝሑል ማይ ኣተወ፣ ሓርገጽ ናብኡ ገጹ ይመጽእ

ሓደሰብኣይ ኣብ ዓራቱ ተገምሲሱ ከሎ ገዝኡ ብብርሃን መልኣ ኣምላኽ ድማ ተራእዮ። ኣምላኽ ድማ ነቲ ሰብኣይ ሓደ ዕዮ ክዓየሉ ከምዝደለዮ ነገሮ። እቲ ሰብኣይ ድማ ኣምላኸይ ይዓየልካ ጥራይ ንገረኒ በሎ። ኣምላኽ ድማ  ኣብቲ ጥቓ ገዝኡ ሓደ ኣዚዩ ገዚፍ እምኒ ነበረ እሞ ንዕኡ ብዘሎ ሓይሉተጠቂሙ ክደፍኦ

1.   ዘፍ4*9፡ Ï"እግዚኣብሄር ከኣ ንቃየል፡ ኣቤል ሓውካ፡ ኣበይ ኣሎ? በሎ።÷" ክቡር ክርስትያን ነዚ ጽሑፍ እዚ ከመይ ገይርካ ኢኻ እተንብቦ ዘለኻ? ቀደም ንቃየል ከምእተባህለ ጥራይ ዶ? ቃል ኣምላኽ ህያው እዩ፡ እብ4*12 እሞ፡ ሎሚ ድማ እዚ ጽሑፍ እዚ፡

More Articles ...