18
Thu, Apr
0 New Articles

„. . . እንታይ ክገብረልካ ትደሊ ኣሎካ ?"

Message 2
Typography

 ማር.10፡51". . . ንሱ ግና፡ ኣታ ወዲ ዳዊñት፡ ምሓረኒ፡ እናበለ ኣዝዩ ጨደረ። የሱስ ድማ ደው ኢሉ፡ ጸውዕዎ በለ። . . . እቲ ዕዉር ከኣ፡ ረቡኒ፡ ክርኢ፡ በሎ። . . .

 

"ማር.10፡46-52 ኣብ ማር.10፡46-52 ጎይታ ናብ ያሪሠላ ምስ ኣትዩ ክወጽእ ከሎ በርጢሜዎስ ወዲ ጢሜዎስ እቲ ዕውሩ ኣብ ጥቓ መገዲ ተቐሚጡ ይልምን ኔሩ። የሱስ ብእኡ ይሓልፍ ከም ዘሎ ምስ ሰምዐ ከኣ "የሱስ ወዲዊት መሓረኒ" ክብል -ሚሩ። ብዙሓት እኳ ስቕ ክብል እንተ ገንሕዎ ንሱ ግን መመሊሱ ጨዲሩ። ኣብ መወዳእታ ከኣ ጎይታ "ጸውዕዎ"ኢልዎም፡ ሽዑ ናብ የሱስ ኣምጺኦሞ። የሱስ ድማ "እንታይ ክገብረልካ ትደሊ ኣሎካ!?" ኢሉ ሓቲትዎእዚ ሕቶ እዚ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዙሓት ሰባት ተሓቲቶሞ እዮም፡ ስለዚ በርጢሜዎስ ከም እስራኤላዊ መጠን ናይ ገለ ካብኣቶም መልሲ ክዝክር ባህርያዊ እዩ። ንጉስ ሰለሙን ጥበብ ከም ዝለመነ፡ ሓንቲ ካብ ሰበይቲ ደቂ ነብያት ዓድኣ ንመክ!ፈሊ ዝሠላ!ና ገንዘብ ከም ዝለመነት፡ ንጉስ ህዝቅያስ ተወሳከ!ï ዕድመ ከም ዝለመነ ክዝክር ይክ!እል እዩ። ንሱውን ብዙሕ ክግበረሉ ዘድልዮ ነገራት ኔርዎ እዩ። ዕዉር እዩ ስለዚ ምርኣይ የድልዮ ከምኡውን ለማናይ ስለ ዝሠላ!ነ መነባበሪኡ ዝከ!ውን ገንዘብ የድልዮ። እቲ ቀንዲ ዘድልዮ ዝነበረ ነገር ምርኣይ ስለ ዝሠላ!ነ ግን ነዚ ጎይታ ዝሓተቶ ሕቶ "ረቡኒ፡ ክርኢ" ብምባልመሊስዎ።

ምክ!ንያት ለማኒ ምካ!úኑ ዑረቱ ስለ ዝነበረ ነቲ ቀንዲ ሽግር ምፍታሕ እቲ ቅድሚት ክስራዕ ዘለዎ ነገር ምካ!úኑ ፈሊጡ። በርጢሜዎስ ካብ ናይ ሰለሙን መልሲ ገለ ዝተማህረ ይመስል። ሰለሙን እንታይ ክግበረሉ ከም ዝደሊ ምስ ተሓተተ፡ ኣስተውዓሊ ልቢ ክወሃቦ ለሚኑ። ልማኖኡ ንኣምላክ! ባህ ስለ ዘበሎ ከኣ ካልእ ዘይለመኖ ግን ከኣ ክልምኖ ዝክ!እል ዝነበረ ነገራትውን ተወሲከ!êሉ። ሎሚከ! ንሕና

እቲ ክልመን ዝግብኦ ነገርዶ ንልምን ንህሉ? ነቲ ክትልምኖ ዝግባእ ምልማን ዘድልየካ ከም ዝውሰከ!ልካ ይገብር እዩ። ነቲ ቅድሚት ዝስራዕ እንተ ዘይለሚንካ ግን ነንመዓልቱ እናለመንካ ብኡ መጠን ከኣ ከይዓ ገብካ ዝልምን እምበር ዘየመስግን ህይወት ሒዝካ ጉዕ

ተቅካ! ክውዳእ ይክ!እል እዩ። ካብ በርጢሜዎስ እምበኣር ምርኣይ (ኣዒንትካ! ምክ!ፋት) ኣዝዩ ኣገዳሲ ምካ!úኑ ንርዳእ። ቀንዲ ሽግሩ ዑረቱ እዩ ኔሩ፡ ንእኡ ስለ ዝፈለጠ ከኣ ምስ ተሓተተ ንምምላስ ኣይደንጎኛወን። እስኪ ንሕናከ! "እንታይ ክገብረልካ ትደሊ?" ዝብ ል ሕቶ እንተ ንሕተት እንታይ ምመለስና። እቲ ቀንዲ ሽግርና ንፈልጦዶ?

 

ኣብ ጉዕተቅ ክርስትና ንነገራት ከምቲ ኣምላክ! ዝርእዮም ጌርካ ካብ ምርኣይ ዝዓቢ ነገር የለን። ሓሳባቱን ሓሳባትናን ናይ ሰማይን ምድርን ፍልልይ ስለ ዘለዎ ግን ኣዒንትና ከይተከ!ፍተ ንነገራት ከምቲ ንሱ ዝርእዮ ጌርና ክንርእዮ ኣይንክ!እልን ኢና። መብዛሕትኦም ሰባት ንዘሳድድዎ ነገራትዶ ነሳድድ ንህሉ? ሰባት ንዝምነይዎ ነገራት ከነሳድድዶ ጊዜና ነጥፍእ ኣሎና? ንእኡ ብዘይ ምርካብና ባዶነት ክስምዓና ዝገበረ ነገር ይህልወናዶ? ኣዒንትና ክክ!ፈት የድሊ። ከምቲ በርጢሜዎስ ብምክ!ንያት ዑረቱ ኣብ ጥቓ መንገዲ ተቐሚጡ ክልምን ዝተገደደ ንሕናውን ብምክ!ንያት መንፈሳዊ ዑረት ለመንቲ፡ መጉረምረምቲን ተጸበይትን ክንከውን ዝከኣል እዩ። ነቲ ዘድልየና ቀንዲ ነገር እንተ ዘይፈሊጥና ከኣ ገለምስ ረከ!ብና ካልእ ክንልምን ክንነብር ኢና። ናብጎይታ "ኣዒንተይ ክክ!ፈት እሞ፡ ንነገራት ከምቲ ንስካ! ትርእዮ ጌረ ክርእዮ ደግፈኒ።" ኢልና እንተ ጸሊና

ግን ንሱ ኣዒንትና ክከ!ፍቶ እዩ፡ ንነገራት ከኣ በቲ ቅኑዕ መልክዖም ክንርእዮም ኢና። ሽዑ ደድሕሪ እቲ ሰባት ዝጎይዎ ካብ ምጉያይን ንነገራት ከምቲ ሰባት ዝመዝንዎ ካብ ምምዛንን ክንድሕን ኢና። ስለእንሃድእ ከኣ ሽዑ ንጎይታ ንምምስጋን፡ ናብቲ ናቱነገር ንምጉያይን ኣብ ከባቢና ዘለዉ ሰባት ንምሕጋዝን ዝከ!ውን ጊዜ ክንረክብ ኢና።