20
Sat, Apr
0 New Articles

አብ ማእከላይ ምብራቕ ሕቡእ ዝኾነ ሰውራ ጀሚሩ ይርከብ: ንብዙሓት ሙስሊም ድማ ብሕልምታትን ራእያትን ተደሪኾም ናብ ክርስቶስ ክመጹ ይገብሮም ኣሎ::

ወረ ውግእ ኣዝዩ ኣብ ዝበዝሓሉ ግዜ: ናይ እምነት ማዕበል አብ ናይ ሙስሊም ዓለም አዝዩ እንዳሰፍሐ ይኸይድ አሎ:: ሰዓብቲ እስልምና ናብ ክርስትና ምስ ተለወጡ ዝጽበዮም ተነጽሎ: ስደት ከምኡ ውን መስዋእቲ ዕሽሽ ብምባል አብ መሓመድ ዝነበሮም እምንቶ ሓዲጎም ንክርስቶስ ንምስዓብ ኣብ ምውሳን ይርከቡ:: ብሕልሚ: ራእይን

"ባሮት ሓጢኣት ከሎኹምሲ፡ ካብ ጽድቂ ውጹኣት ሓራ ኢኹም ዝነበርኩም። መወዳእትኡ ሞት ስለ ዝኾነ በዚ ሎሚ እትሓፍርሉ ዘሎኹም እንተዘይኮይኑስ በቲ ጊዜ እቲእንታይ ፍሪኡ ነይርኩም፡ ዓስቢ ሓጢኣት ሞት እዩ፡ ውህበት ጸጋ ኣምላኽ ግና ብክርስቶስ የሱስ ናይ ዘልኣለም ህይወት እዩ። ሕጂ ግና ካብ ሓጢኣት ሓራ ስለ

More Articles ...

Page 3 of 5