19
Fri, Apr
0 New Articles

ሓደ ጊዜ ጎይታ የሱስ ተዓዲሙ ናብ ቤት ሓደ ፈሪሳዊ ኣትዩ። ኣብ ቤት ኣትዩ እቲ ይግባእ እዩ ዝበልዎ እንግዶት እናገበሩሉ ከለዉ ከኣ ሓንቲ ኣብቲ ዓዲ ዝነበረት ሓጢኣተኛ ሰበይቲ ቅዱይ ቅብኢ ዝሓዘ ብልቃጥ ሒዛ ብምምጻእ ኣብ ጥቓ እግሩ ደው ኢላ እናበኸየት በቲ ንብዓታ እግሩ ከተጠልቅዮ፣ ብጸጉሪ ርእሳ እግሩ እናደረዘት ከኣ በቲ ቅዱይ ቅብኢ ክትለኽዮ ጀመረት። እቲ ዝዓደሞ ፈሪሳዊ ነታ ሰበይቲ ይፈልጣ ስለ ዝነበረ ጎይታ ነብይ ዝበሃል ክንሱ መን ከም ዝኾነት ዘይምፍላጡን

 

ኩልና ስጋ ኣሎና፣ ኣብ መንጎ ስጋ ዘለዎም ሰባት ከኣ ንነብር ኣሎና። ስለዚ ድማ ብፍላጥ ኮነ ብዘይ ፍላጥ ነንሓድሕድና ክንቋሰል ኢና። ብዋላ ሓደ ክንጉድኣሉ ዘይንኽእል ቦታ መንግስተ ሰማያት ጥራይ እዩ። ኣብ ምድሪ ክሳብ ዘሎና እምበኣር ነንሓድሕድና ይቕረ ክንበሃሃል የድልየና። ጌጋ መኻይድቲ ሰብ እዩ፣

 ሓደ በርሚል ወይ ዕትሮ ቀዳድ እንተደኣ ኣለዎ ኮይኑ ማይ ወይ ዝኾነ ካልእ ፈሳሲ ነገር ከዕቁር ኣይክእልን እዩ። ብሓደ ጊዜ እኳ እንተ ዘይኮነ ከም መጠን ዕቤት ናይቲ ነዃል እቲ በርሚል ወይ ዕትሮ ቀስ እናበለ ጥርሑ ይተርፍ እዩ።

ቃል ኣምላኽ፣ እግዚኣብሄር ንህይወትና ብዘድሊ ነገራት ከም ዝሓልየልናን ከም ዝግደሰልናን ደጋጊሙ ተዛሪቡ ኣሎ። ጎይታ የሱስ ኣብቲ ናይ ከረን ስብከት (ማቴ.5-7) ነዕዋፍ ሰማይ ብምርኣይ ገለ ትምህርቲ ክንወስድ ከም ንኽእል ነጊሩና ኣሎ። ኣዕዋፍ ሰማይ ከም ሰብ ዝዘርእኦ፣ ዝዓጽድኦን ኣብ

ኣብ መዝ.16፣6 "ኣብ ባህ ዜብል ቦታ ዕጻ በጺሑኒ፣ ኤረ ጽቡቕ ርስቲ መጺኡኒ።" ዝብል ቃል ንረክብ። ዕጻ ካባኻ ወጻኢ ዝውሰንን ዝወሃበካን ትዕድልቲ ክንብሎ ንኽእል። ንዕጻኻ ክትፈትዎ ወይ ዘይክትፈትዎ ዝከኣል እዩ። እዚ ዘማራይ ከኣ  እግዚኣብሄር ርስቱ ክኸውን ፍቓደኛ

 እቲ ሃብታም ጎበዝ ዘለዎ ሸይጡ ንጎይታ ምስዓብ ምስ ኣበየ ጎይታ ንደቀ መዛሙርቱ ሃብታም መንግስቲ ኣምላኽ ካብ ዝኣቱ ገመል ብዓይኒ መርፍእ ክትሓልፍ ከም ዝቐልል ነጊርዎም። ደቀ መዛሙርቱ ከኣ ከምዚ እንተ ኾይኑ ደኣ መን'ዩ ክድሕን ዚኽእል ኢሎም ሓቲቶሞ። ጎይታ ድማ ንሰብ ኣምላኽ ጥራይ ከድሕኖ ከም

ጸሎት ክንጽሊ ሎና፡ መልሲ ምእንቲ ኽንረክብ እዘን ክልተ ነገራት ኣገደስቲ እየን። ጸሎት ስቕ ኢልካ፡ ንንፋስ ምዝራብ ወይ

More Articles ...