08
Mon, Sep
0 New Articles

ሜጸሄት ኤብን-ዔዘር ቁ.3

Books
Typography

 

መ ል እ ኽ ቲ ድ ሕ ነ ት
ንነፍሲ ዘዕርፋ የሱስ ጥራይ እዩ


ኣምላኽ ነዚ ኣብዛ እንነብረላ ዘሎና ምድሪ ዝርአ ዘሎ ህይወታዊ ኮነ ነገራዊ ንኽፈጥር ሽዱሽተ መዓልትታት እዩ ወሲዱሉ። ንዅሎም ፍጥረታት ድሕሪ ምፍጣሩ ኣብ መበል 7ይቲ መዓልቲ ካብ ኵሉ ግብሩ ዓረፈ፡ በቲ ዝገበሮ ድማ ተሓጎሰ ይብለና (ዘፍ 2፡2-3) ……..።

ምስክርነት
እቲ ጓሳ ማሕበርን ወዱን


ድሕሪ ስሩዕ ናይ ሰንበት ፕሮግራም፡ እቲ ጓሳ ማሕበርን እቲ ወዲ 11 ዓመት ወዱን፡ ኵሉ ግዜ ድሕሪ ቀትሪ ናይ ምስክርነት ፕሮግራም ነበሮም። እቲ ናይ ምስክርነት ኣገልግሎቶም ድማ ኣብ ጎደና ናይታ ዝነብሩላ ከተማ እንዳወጻኻ ትራክት ምሃብን ምምስካርን ነበረ።


ዓምዲ ትምህርቲ
ደም የሱስን ዕዩኡን (3ይ ክፋል)


ስርዓት መስዋእቲ ሓጥያትን ኣቀራርብኡን

ኣብ ዝሓለፈ፡ ﷽ደም የሱስን ንስሓን﻾ ዝብል ትምህርቲ ተማሂርና ከምዝነበርና ዝዝከር ኮይኑ፡ መቐጸልታ ናቱ ድማ ኣብዚ ናይ ሕጂ ትምህርትና፡ ስርዓት መስዋእቲ ሓጥያትን ኣቀራርብኡን ዝብል ትምህርቲ ክንመሃር ኢና።