Forgot your password? Create an account
  • Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size
  • default color
  • green color
  • red color

Eriwongel.com

Monday
May 21st
Home Witness ምስክርነት ናይ ኣጸያፊ ጾታዊ ስራሕ ትሰርሕ ዝነበረት
ምስክርነት ናይ ኣጸያፊ ጾታዊ ስራሕ ትሰርሕ ዝነበረት PDF Print E-mail
Article Manager - Witness
Written by Zerai Kiros   
Thursday, 04 March 2010 22:13

"ባሮት ሓጢኣት ከሎኹምሲ ካብ ጽድቂ ውጹኣት ሓራ ኢኹም ዝነበርኩም። መወዳእትኡ ሞት ስለ ዝኾነ በዚ ሎሚ እትሓፍርሉ ዘሎኹም እንተ ዘይኮይኑስ በቲ ጊዜ እቲ እንታይ ፍሪኡ ነይርኩም፡ ዓስቢ ሓጢኣት ሞት እዩ ውህበት ጸጋ ኣምላኽ ግና ብክርስቶስ የሱስ ናይ ዘልኣለም ህይወት እዩ። ሕጂ ግና ካብ ሓጢኣት ሓራ ስለዝወጻእኩም ኣምላኽውን ስለ ዘተገዛእኩምዎ ፍሬኹም ንቕድስና ኮይኑ ኣሎ መወዳእታኡ ኸኣ ናይ ዘልኣለም ህይወት እዩ። " ሮሜ 6 20-23

ኣነ 1968 ኣብ ደቡብ ካሊፎርንያ ተወሊደ ኣዝዩ ፍሉይን ደራኽን መንፈስ ዘሎኒ፡ ቦኽሪ ካብ ሰለስተ ኣሕዋተይን ኮይነ ተወሊደ፡፡  ኣብ ከባቢ 8 ዓመተይ ከሎኹ ስድራይ ንቤተክርስትያን ይኸዱ ስለ ዝነበሩ ብዛዕባ ኣምላኽን የሱስን ክፈልጥን ክምሃርን ኪኢለ፡ ከም ቆልዓ መጠን ድማ ኣብቲ ጊዜ እቲ ዝጀመረ ናይ የሱስ ፍቕሪ ኣብ ልበይ ክሓድር ክኣለ ፡፡

 

ኣብ 9 ዓመተይ ግና ነገራት ናይ ስድራይ ተቐያይሩ ናብ ካልእ ቦታ "ገልደራ" ዝብሃል ግዒዝና ካብ ኹሎም ዝፈትዎም ኣባላት ቤተክርስትያንን የዕሩኽተይን ተፈላለኹ ስድራይ ድማ ካብ ዘፍትውዎም ተፈልዮም ጥራይ ዘይኮነስ ካብ ኣምላኽ እውን ረሓቑ፡ ስለዚ ድማ  ንበተክርስትያን ምኻድ ኣቃረጹ ስድራይኮ ሕማቕ ባህሪ ተዘይብሎም ኣነ ግና ጥቡቕን ጽቡቕን ርክብ ምስ ወለደይ ኣይነበረንን። ኣብቲ ምስ ስድራይ ዘሕልፎ ዝነበርኩ ጊዘ እቲ ዝበዝሐ ጊዜ ቴለቪዥን ብምርኣይ ጥራይ ነሕልፎ ስለ ዝነበርና ካብቲ ኣብ 70ታትን 80ታትን ዝመሓላለፍ ዝነበረ ፊልሚታት ኩሉየ ዝዝክሮ ኣደይ "ቲቪ ከም ኣደ ቆልኣ ኣዝያ እያ ተገልግል" ትብል ነበርት። ካብዚ ብምብጋስ ድማ ቀጻሊ ቲቪ ይርእይ ስለ ዝነበርኩ ሕማቕን ጎዳእን ኣተሓሳስባታት ከማዕብል ጀመርኩ። ካብ ኩሎም ቆልዑት ድማ ዝተፈልኹን ተጠባባይን ስነ ጥበብን ንኣሽቱ ጽሑፋትን ክጽሕፍ ጀመርኩ። ዘማዕበልክዎ ክእለት ክዋስኣሉ ዝኽእል ባይታ ስለዘይረኸብኩ ግና ሞራለይ ኣዝዩ ይትንከፍ ነበረ። ኣብ ካልእ ተወሳኺ ንጥፈታት ይዋሳእ ስለዘይነበርኩ ድማ ዘሕልፎ ዝነበርኩ ጊዘ ኣዝዩ የሰልችወኒ ነበረ ኣብ 6 ኣመተይ ብፈጠረዊ ክእለተይን ብዘቕረብክዎ ስነጽሑፍን መምህረይ ኣድናቆታ ነኣደይ ክትገልጸላ ከላ ከምዚ ድማ በለታ " ኣብ 30 ዓመታ " ኣብ ናይ ሆሊዉድ ቦታ ተዋሳኢት ደራሲትን ፊልም ኮይና ክርእያ ኣዝየ ይምነ "  

 

ኣነ ገና ኣብ ከባቢ 9 ከሎኹ ብሓንቲ ጋል ኣንስተይትን ሓዋን ግዱድ ጾታዊ ርክብ ፈጺመ። ካብቲ ጊዜ ንደሓር ድማ ብተደጋጋሚ ቅድሚ 18 ዓመት ምእካለይ ምስ ዝተፈላለዩ ሰባት ጽዩፍ ጾታዊ ርክባት ፈጺመ ንዓይ ጾታዊ ርክብ ማለት ፍቕሪ ይመስለኒ ስለ ዝነበረ ብብዙሓት እውን ይህደን ስለ ዝነበርኩ ረሳሕ ስጋዊ ርክብ ብዘይ ኣፍልጦ ይፍጽም ነበርኩ።  ከም መንእሰይ ኣብ ከብቢ 16 ዓመተይ ድማ ፍቕሪ ምስ ሓደ መንእሰይ ወዲ ክህልወኒ ይደሊ ነበርኩ በቲ ሕማቕ ባህሪያት ናይ ንእስነተይ ፍኑውን ሕሉፍን ጾታዊ ርክብ ኣብዚ ዕድመ ብዕሊ ስለ ዝጀመርኩን ምስ ወለደይ ድማ ብዙሕ ዘቃዱዉና ኩነታት ኣይነበረን ፡፡ እቲ ዘገርም ግና ስድራይ ከምኡ ባህርያት ስለይነበሮም ብሰላም እውን ክነብሩ ስለዝደለዩ ምሳይ ብዙሕ ዘረባታት ገደፍዎ ኣነ ድማ ብኣካዳድናይ ሰባት ንኽማርኽ ኢለ ሓጸርትን ቆራጻትን ክዳውንቲ ኣብ ከባቢ 15 ኣመተይ ክኽደን ጀመርኩ ሓደ ወዲ 18 ዓመት መንእሰይ ኣልኮልዊ መስተ ኣስትዩ ምስኡ ተግዲደ ኣጸያፊ ጾታዊ ርክብ  ማለት ናይ ፖርኖ ስራሕ ሰራሕኩ። ኣብ 16 ዓመተይ ድማ ኣብ ናይት ማለት ለይታዊት ክለብ ድራግ ብምውሳድ ክዋሳእ ጀምርኩ ወለደይ ናይ ኣልኮላዊ መስተ ግዝእቲ ምኻነይ ፈለጡ ብኣይ ክሻቐሉን ምኽሪ ደሊዮም ክሳብ ንሓጺር ጊዜ ኣብ ፋሚሊ ፕላኒንግ ማለት ምኽሪ ንስድራ ናይ ዝልግሱ ትካል ይመላለሱ ነበሩ ኣነ ካብ ስድራይ ክወጽእን ሓድሽ ቤተሰብን ፍቕርን ከናዲ ጀመርኩ እሞ ስድራይ ድማ ጠቕሊለ ኣብ ክሊ 18 ዕድመይ ካብ ገዛ ክወጽእ ከምዘሎኒ ነገሩኒ ኣብ ሳን ፈርናንዶ ዝብሃል ቦታ ብዘይ መግብን ገንዘብን ስለዝነበርኩ ሓደ ሰብኣይ ከምዚ በለኒ ብድንጋጸን ብኣእዳዉ ኣንዳሓዘ እሞ ገንዘብ ክትረኽቢ ምእንቲ ምስ ሓደ ሰብ ከላልየኪ እሞ ንሱ ጾታዊ ርክብ ክፍጽም ዝደሊ ኢዩ ምስ በለኒ ኣዝየ ሓዘንኩን ምኽንያት ካብ ገዛይ መውጽእየይ እውን እዚ ተግባር ምንባሩ ክቕበሎ ተሸገርኩ ግና ገንዘብ ዝብሃል ስለይዘነበረኒ ግና ሕራይ ኢለ 35 ዶላር ኣካላተይ ንሕስራን ወፈኹዎ። ኣብዚ ናይ ፖርኖ ስራሕ ንኽኣትው፡ ሓንቲ ኣሰልጣኒት ሰበይቲ ከመይ ገይረ ሰብኡት ከምዝማርኽን ኩሉ ሜላ ናይ ጾታ ንግዲ መሃረትኒ ።ብዙሓት ሰብኡት ድማ ህያባት ከም ገንዘብን ወርቅን ክህቡኒ ጀምሩ ኣነ ግና ንተግባራተይ ክጸልኦ እኮ ተጀመርኩ ግና ገለ ካብ ዓማዊለይ ከምቲ ዝደልይዎ ዓይነት ክኾነሎም ኣብ ዘይከኣልኩ ጊዜ ገለ ብዓባይ መኪና ገለ ድማ ብሽጉጥ ክቐትሉኒ ይደልዩ ነበሩ ኣነ ግና ከምዚ ዓይነት ስራሕ ጥራይኣ ይፍጽም ኣይነበርኩን ሓሶት ድማ ከም ቀንዲ መሳርሒየይ ነበረ ኣብዚ ናይ ኣጸያፊ ስራሕ ጾታዊ ተግባር ድማ ሓሶት መሳሪሒኻ እዩ ።እዚ ሞደል ናይ ፖኖግራፊክስ ስራሕ ኣዝዩ ከጽልኣኒ እኮ ኣንተጀምረን የሱስ እውን ብተደጋጋሚ ኣብ ልበይ ይኩሕኩሕ እንተነበረ ኣነ ግና ጸማም እዝኒ ይህቦ ነበርኩ እቲ ቀንዲ ምኽንያት ድማ ኣምላኽ ንዓይ ኣይግደሰለይን እዩ ስለዚ ክነብር ተኾይነ ከምዚ ክሰርሕ ኣሎኒ ኢለ ይሓስብ ስለ ዝነበርኩ እየ

  ይቅጽል!

Last Updated on Thursday, 04 March 2010 23:03
 
Well come !!!
Latest Message

EGMM

ኣገልግሎት ፈነወ ወንጌል ኤርትራ  ወንጌል ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ንመላእ ዓለም ብፍላይ ድማ ንህዝቢ ኤርትራ ብዝተፈላለየ መገዲ መራኸቢ እንዝርግሕ ክርስትያናት ኢና።

Social Web

Share to Facebook Share to Twitter Share to Google 
ካብ ሎ-ድባር…፣

ካብ ሎ-ድባር…፣

(2ሳሙ9፣ 2ሳሙ4)  ሃገር ዝገዝእ ዘሎ ንጉስ ዳዊት እዩ። ከም ልማዱ ከስተንት፣ ግብሪ ኣምላኽ ክዝክር ኢሉ ብሕት በለ። ካብተን ካልኦት መ....

መልእኽቲ ፋሲካ

መልእኽቲ ፋሲካ

የሱስ ክርስቶስ ኣብ መስቀል ተሰቒሉ ደሙ እንተ ዘየፍስስ ኔሩ ታሪኽ ዓለምና ሓንሳብን ንሓዋሩን ብኹፍእ ታሪኽ ምስ ተዛዘመ ኔሩ። ኣምላ....

እቲ መቕሰን ኣገልጋሊ

እቲ መቕሰን ኣገልጋሊ

ንሕናደቂ ሰባት ካብዚ ኸማና ዝዀነ ሰብ ናእዳ ክንቅበል ከሎና ዝስምዓና ሓበንን ሞራልን ኣዚዩ ሓፍ ዝበለ ልዕሉ ....

እቲ ፉንፉን

እቲ ፉንፉን

ከም ሰባት ኣዚና እንጸልኦን እንፍንፍኖን ነገር ኣዚዩ ብዙሕ እዩ። ብፍላይ ድማ ኩሉሳዕ ምስ ሞራላዊ ....

ህይወትናስ ሓደ መዓልቲ ደኾን ክትዓግብ እያ፧

ህይወትናስ ሓደ መዓልቲ ደኾን ክትዓግብ እያ፧

ህይወትና ትዓግብ ዶ፧ እዛ ለይትን መዓልትን ደስ ከነብላ ኢልና ላዕልን ታሕትን እናበልና እንሃልከላ ህይወትናስ....

ኣብርሃም ብሉጽ ዓርኪ ኣምላኽ

ኣብርሃም ብሉጽ ዓርኪ ኣምላኽ

ኣብ መጽሓፍ ቁዱስና ማእለያ ዘይብሎም ዘድንቑና ሰባት ብዙሓት እዮም። ካብኣቶም ሓደ ኩላትና ከም እንፈልጦ ኣቦ....

እቲ ጹኑዕ ሰብእይ

እቲ ጹኑዕ ሰብእይ

ኣብ መጽሓፍ ቁዱስና ዝተጠቕሱ ብዙሓት ናይ እምነት ኣቦታት ዝዀኑ ጀጋኑ ተጠቒሶም ኣለዉ። እዞም ሰባት ብፍርሓት....

ምእንቲ ክንስማዕ

ምእንቲ ክንስማዕ

ወዲ ዓሰርተ ዓመት ኣቢሉ ዚኸውን ዝፈትዎ ሓወይ ብዙሕ ሳዕ “እዚ እባ ግበረለይ?”፡ “ከምዚ እባ ተማልኣለይ?”፡ “ከምዚ ትገዝኣለይ ዲኻ?....

ኣምላኽ ካብ መንእሰይ እንታይ እዩ ዝደሊ

ኣምላኽ ካብ መንእሰይ እንታይ እዩ ዝደሊ

ኣብ መንፈሳዊ ንስጋውን ዓለም ዓቢ ኣበርክቶ ዘለዎን ናይ ለውጢ ሞተር ከኣ ዝኾነ መንእሰይ እዩ። መንእሰይ ዘለዋ ሕብረተሰብ ውሕስነት ....

ስምብራታት ህይወት

ስምብራታት ህይወት

ቅድሚ ሒደት ዓመታት። ኣብ ሓደ ምውቕ ናይ ሓጋይ ቀትሪ ኣብ ፍሎሪዳ ሓደ ንእሽቶ ቆልዓ ኣብ ድሕሪ ገዝኡ ኣብ ዝርከብ ቀላ....

"እንታይ እዩ ስምካ"  ዘፍ.32።27

"እንታይ እዩ ስምካ" ዘፍ.32።27

ሰባት ኣብ ምድሪ ካብ ዝፍጠሩ ንነገራት ንምልላይ። ምፍላይን ምግላጽን ስም ይጥቀሙ፣ ስም ዝኾንካዮ ወይ ክትኮኖ እት....

እቲ ሓታቲ ባዕሉ መላሲ

እቲ ሓታቲ ባዕሉ መላሲ

መቸም ቡዙሕ ግዜ መልሲ ፈሊጡ ዝሓተካ ሓታተይ ብድሕሪ ሕትኡ ገለ ግብረ መልሲ ከም ዘለዎ ፉሉጥ እዩ....

ሕማም ሰብ ቆሮንጦስ ሕማም እዚ ዘመን እዚ

ሕማም ሰብ ቆሮንጦስ ሕማም እዚ ዘመን እዚ

ምፍልላይ፣ ሓድሕዳዊ ዘይምስናይ፣ ክብረት ርእስኻ ምድላይ፣ ንሓጥያት ምምኽናይ ኣብ እታ ኣካል ክርስቶስ ክርኣዩ ዘይግብኦም ባእታታ ይኹኑ እምበር ግና እ....
 ፍርዲ ኣንበሳ

ፍርዲ ኣንበሳ

ሓደ ግዜ ካብ ሓደ ሰባኺ ዝሰማዕክዎ ምሳሌ ንዓይ ኣዝዩ መሃሪ ዀይኑ ስለዝረኸብክዎ ከካፍለኩም፡- ሓደ ግዜ ኣብ ሓደ ከባቢ ሓደ ግርጉር ኣንበሳ ነበረ። ኣብ መ....
ብግዚኡ ንኹሉ ክምልሶ እዩ

ብግዚኡ ንኹሉ ክምልሶ እዩ

ኣብ ህይወትናዘድልዩና ነገራት ኣዝዚዮም እኳ ቡዙሓት እንተኾኑ ሓንሳብ ሓንሳብ ግና ካብ ድሌታትና ዝበለጸን....

MINISTRIES

Bible.org
Joyece MeyerWe exist to freely share the good news from God to the entire world so you can KNOW the Truth about life and eternity. We provide free access on the Internet to the finest, most trustworthy biblical truths and materials.

 

Father's Love Letter
Beauty Spring 2007Father's Love Letter is a compilation of bible verses from both the Old & New Testaments that are presented in the form of a love letter from God to the world.

Copy of MINISTRIES (B)

Christianbook.com
christianbook.comChristianbook.com is the online home of Christian Book Distributors (CBD), the world's largest distributor of Christian resources.

Streaming Faith
Beauty Spring 2007Streaming faith, the world's largest faith based broadcasting portal, allows Christian ministries to spread the gospel by delivering their live or video on ...

Last Message

17 May 2012, 21.44lemlem0
kab-lo-dibar(2ሳሙ9፣ 2ሳሙ4)  ሃገር ዝገዝእ ዘሎ ንጉስ ዳዊት እዩ። ከም ልማዱ ከስተንት፣ ግብሪ ኣምላኽ ክዝክር ኢሉ ብሕት በለ።...
18 0
06 April 2012, 02.29hanidani
afasgaየሱስ ክርስቶስ ኣብ መስቀል ተሰቒሉ ደሙ እንተ ዘየፍስስ ኔሩ ታሪኽ ዓለምና ሓንሳብን ንሓዋሩን ብኹፍእ ታሪኽ ምስ ተዛዘመ ኔሩ።...
375 0
29 March 2012, 05.46hanidani2
2012-03-29-05-59-10ንሕናደቂ ሰባት ካብዚ ኸማና ዝዀነ ሰብ ናእዳ ክንቅበል ከሎና ዝስምዓና ሓበንን ሞራልን ኣዚዩ ሓፍ ዝበለ ልዕሉ እዩ። ነዚ ዀይንኮነ...
279 0
15 March 2012, 08.32hanidani
2012-03-15-08-34-59ከም ሰባት ኣዚና እንጸልኦን እንፍንፍኖን ነገር ኣዚዩ ብዙሕ እዩ። ብፍላይ ድማ ኩሉሳዕ ምስ ሞራላዊ ህይወት ሰብ ዝጻረር ነገር ክንርኢ...
294 0
13 March 2012, 22.51lemlem0
there-is-hopeመ እ ተ ዊ  ብዙሕ ግዜ ሃንደበት ብዘጋጥሙኻ ነገራት ጸቕጢ ይፈጥረልካ፣ኩሉ ግዜ ንግሆ ተመሲጠ ጋዜጣ እንዳምበብኩ ከለኹ...
209 0
10 March 2012, 23.12lemlem0
worthyጸጋን ሰላምን ካብ ክርስቶስ የሱስ ጐይታናን ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን ንኹላትኩም ይኹን። ክቡራትን ቅዱሳንን ኣሕዋትን ኣሓትን፡...
284 0
29 February 2012, 08.28hanidani
heaven-1ቀደም ዝፈልጣ ሓንቲ ዓለመይ ዓለመይ መን ኣሎ ብኣኺ ዘይሓመመ ዓለምይ ብሓቂ መራር ኢኺ ትብል ደርፊ ኔራ እያ። እዚ ሰብ ከምዚ ኢሉ...
177 0
27 February 2012, 21.06lemlem0
metshaf-efeson   እቲ ብክርስቶስ ዘሎና ቦታ ነቲ ብክርስቶስ እንረኽቦ መንፈሳዊ በረኸት ብሓይሊ መንፈስ ቅዱስ ክንነብሮ ከም እንኽእል...
319 0
25 February 2012, 00.37lemlem0
2012-02-25-00-41-09ህይወትና ትዓግብ ዶ፧ እዛ ለይትን መዓልትን ደስ ከነብላ ኢልና ላዕልን ታሕትን እናበልና እንሃልከላ ህይወትናስ ሓደ መዓልቲ ደኾን...
428 0
19 February 2012, 01.43hanidani
2012-02-19-01-49-47ኣብ መጽሓፍ ቁዱስና ማእለያ ዘይብሎም ዘድንቑና ሰባት ብዙሓት እዮም። ካብኣቶም ሓደ ኩላትና ከም እንፈልጦ ኣቦና ኣብርሃም እዩ።...
445 0