| ደቀንስትዮ እንታይ ይዛረባ? |
|
|
|
| Written by Zerai Kiros | |||
| Saturday, 04 August 2007 23:37 | |||
ክቡራትን ፍቑራትን ኣሕዋትን ኣዴታትን ኣዋልድ መንእሰያትን ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን ካብ መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ንዓኻትክን ይኹን። ኢሂን ምሂን እትብላሉ ብዛዕባ መንፈሳውን ማሕበራውን ኢኮኖሚያዊን ካልእ ንደቀንስትዮ ዝምልከት ኣስትምህሮ ርእይቶ ሕቶታት ጹሑፋት እትገልጻሉ መድረኽ እንሆ ተኸፊቱልክን ኣሎ። ስለዚ መልእኽትኽን ጹሑፋትክንን ካልእን እተዳልዋሉ ቦታ ብነጻ ክሕዘኣልክን ናይ ኢመይል ኣድራሻኽን ለኣኻልና። ኣብዚ ዝተዋህበከን ነጻ መድረኽ ዝተፈላለየ ንደቀንስትዮ ዝጠቅም ጽሑፋት ሓሳባት ክትዓት ንምቕራብ ግዜ ሕጂ እዩ። ብፍላይ ከኣ ወንጌል መንግስቲ ኣምላኽ በዚ መገዲ ተጠቒምክን ንኣሓትክንን ኣዴታትክንን ከተብጸሓ ተዳለዋ
|
|||
| Last Updated on Thursday, 16 August 2007 22:18 |
Well come !!!
Latest Message
(2ሳሙ9፣ 2ሳሙ4) ሃገር ዝገዝእ ዘሎ ንጉስ ዳዊት እዩ። ከም ልማዱ ከስተንት፣ ግብሪ ኣምላኽ ክዝክር ኢሉ ብሕት በለ። ካብተን ካልኦት መ....
ህይወትና ትዓግብ ዶ፧ እዛ ለይትን መዓልትን ደስ ከነብላ ኢልና ላዕልን ታሕትን እናበልና እንሃልከላ ህይወትናስ....
ወዲ ዓሰርተ ዓመት ኣቢሉ ዚኸውን ዝፈትዎ ሓወይ ብዙሕ ሳዕ “እዚ እባ ግበረለይ?”፡ “ከምዚ እባ ተማልኣለይ?”፡ “ከምዚ ትገዝኣለይ ዲኻ?....
ኣብ መንፈሳዊ ንስጋውን ዓለም ዓቢ ኣበርክቶ ዘለዎን ናይ ለውጢ ሞተር ከኣ ዝኾነ መንእሰይ እዩ። መንእሰይ ዘለዋ ሕብረተሰብ ውሕስነት ....
We exist to freely share the good news from God to the entire world so you can KNOW the Truth about life and eternity. We provide free access on the Internet to the finest, most trustworthy biblical truths and materials.
Father's Love Letter is a compilation of bible verses from both the Old & New Testaments that are presented in the form of a love letter from God to the world.Christianbook.com
Christianbook.com is the online home of Christian Book Distributors (CBD), the world's largest distributor of Christian resources.
Streaming Faith
Streaming faith, the world's largest faith based broadcasting portal, allows Christian ministries to spread the gospel by delivering their live or video on ...