| ጊዜ ኾሎካ |
|
|
|
|
ናብ ሰማይ ሒዝዎ ንዘይኣቱ ኵሉ ክተርፍ ብድሕሪኡ ነበረ ክበሃል ተባሂሉ ኽተርፍ ኣብ ሰማይ ግዳ መዝገብ ዘየትርፍ ንዓለም ረቢሑ ካብ ዝጥፍእ ነፍሱ ደሓር ንዝይረኽባ ተመሊሱ ጊዜ ኾሎ ጊዜ የብለይን ዝብሎ ጊዜ ዘይብሉ ጊዜ ዝይመጽእ ዝመስሎ ንየሱስ ገዲፉ ንሓላፊ ዝኽተሎ ግን ...
እንታይ'ዩ 'ቲ መልሲ ኣበይ ኔርካ እንተተባህለ ክሰርሕ ክጐዪ ጊዜ ስኢነ 'ተበልካ ከተመኽኒ ብጊዜ ኣሳቢብካ ጊዜስ ኵሉ ጊዜዩ ዝነበረ ኣብ ኢድካ
ግን ... በታ ዓባይ መዓልቲ ሓለውቲ ቤት ዝንቀጥቅጡላ ብርቱዓት ሰብኡት ዝጉብጡላ ጠሓንቲ ዘብኩራላ ደጌታት'ውን ዝዕጸዉላ ደረፍቲ ኣዋልድ ምስ ላሕተታ ኵሉ ነገር ምስ ረኸበ መፈጸምታ ድሪ ብሩር ከይተበትከ ፍዮ ወርቂ ከይተጨፍለቀ ዕትሮ ኣብ ዓይኒ ማይ ከይተሰብረ ጊዜ ኾሎካ ... መሬት ይተመልሰ ናብ መሬቱ መንፈስ'ውን ከይከደ ናብ ወሃቢኡ ጊዜ ኸሎ ብዘመን ንእስነትካ መዓልቲ ኣኺሉ ኣብ ፍርዲ ይቆምካ ፈጣሪኻ ዘክር ንኹሉ ገዲፍካ ሕሰበሉ ደኣ ጊዜ ከይዓረበ ጊዜ ኮሎካ ጊዜ ኣይትጸበ ንየሱስ ተቀበሎ ነፍስኻ ክትዓግብ ህይወት ህይወት'ዩ ተጠንቂቕካ ሕሰብ
|
Well come !!!
Latest Message
(2ሳሙ9፣ 2ሳሙ4) ሃገር ዝገዝእ ዘሎ ንጉስ ዳዊት እዩ። ከም ልማዱ ከስተንት፣ ግብሪ ኣምላኽ ክዝክር ኢሉ ብሕት በለ። ካብተን ካልኦት መ....
ህይወትና ትዓግብ ዶ፧ እዛ ለይትን መዓልትን ደስ ከነብላ ኢልና ላዕልን ታሕትን እናበልና እንሃልከላ ህይወትናስ....
ወዲ ዓሰርተ ዓመት ኣቢሉ ዚኸውን ዝፈትዎ ሓወይ ብዙሕ ሳዕ “እዚ እባ ግበረለይ?”፡ “ከምዚ እባ ተማልኣለይ?”፡ “ከምዚ ትገዝኣለይ ዲኻ?....
ኣብ መንፈሳዊ ንስጋውን ዓለም ዓቢ ኣበርክቶ ዘለዎን ናይ ለውጢ ሞተር ከኣ ዝኾነ መንእሰይ እዩ። መንእሰይ ዘለዋ ሕብረተሰብ ውሕስነት ....
We exist to freely share the good news from God to the entire world so you can KNOW the Truth about life and eternity. We provide free access on the Internet to the finest, most trustworthy biblical truths and materials.
Father's Love Letter is a compilation of bible verses from both the Old & New Testaments that are presented in the form of a love letter from God to the world.Christianbook.com
Christianbook.com is the online home of Christian Book Distributors (CBD), the world's largest distributor of Christian resources.
Streaming Faith
Streaming faith, the world's largest faith based broadcasting portal, allows Christian ministries to spread the gospel by delivering their live or video on ...