| መስቀልካ እዩ ናይ ዘልኣለም ክብረይ |
|
|
|
|
ኣንታ ቡሩኽ መፍቀርየይ ኣብ ጐልጐልታ ዝሞትካለይ ብርሃን ኢኻ ኣብ መንገደይ መብራህቲ ንእግረይ ሃሌሉያ ንመድሓኒ ዕለት ዕለት ዝመርሓኒ የእቲኒ ናብ ቤቱ ኣኽሊል ህይወት ዝሃበኒ።
ከናፍረይ ንዓኻ ነእዳወይ ናብ ስራሕካ ኣብ ትእዛዛት ፍቕርኻ ነእጋረይ ምርሓዮ ናብቲ ደልዮ ንስኻ ህይወተይ ግዛእ ብኣኻ ትቀደሰለይ ግዜታተይ ዕለታተይ ንምስጋና ምድሓነይ።
መስቀልካ ጥራይ እዩ ንዓይ ክብረይ ክሳብ ኣብ ትንሳኤኻ እትዓርፍ ነፍሰይ ክኣቱ ዲሒነ ኣብ ናይ ዘልኣለም ዓደይ ነዚ እዩ ልበይ ዘመስግነካ ትባርኸካ ነፍሰይ ወሲዳካ ብርቱዕ ጾረይ
ስጋይን ነፍሰይን ውሰዶ ካሕሳ ስቓይካ ደጊምሲ ደሓን እዩ ክነብር ምሳኻ ዕድል እዩ ዎ የሱሰይ ህይወት ክባርካ ደጊመ መስቀልካ እዩ ሓይለይ የሱሰይ ናይ ዘልኣለም ክብረይ ዎ ቡሩኽ መድሕነይ
ይርገኣለም ዳኒኤል ሆላንድ ቦርነ ኣዘሎ BORNE-AZELO
|
Well come !!!
Latest Message
(2ሳሙ9፣ 2ሳሙ4) ሃገር ዝገዝእ ዘሎ ንጉስ ዳዊት እዩ። ከም ልማዱ ከስተንት፣ ግብሪ ኣምላኽ ክዝክር ኢሉ ብሕት በለ። ካብተን ካልኦት መ....
ህይወትና ትዓግብ ዶ፧ እዛ ለይትን መዓልትን ደስ ከነብላ ኢልና ላዕልን ታሕትን እናበልና እንሃልከላ ህይወትናስ....
ወዲ ዓሰርተ ዓመት ኣቢሉ ዚኸውን ዝፈትዎ ሓወይ ብዙሕ ሳዕ “እዚ እባ ግበረለይ?”፡ “ከምዚ እባ ተማልኣለይ?”፡ “ከምዚ ትገዝኣለይ ዲኻ?....
ኣብ መንፈሳዊ ንስጋውን ዓለም ዓቢ ኣበርክቶ ዘለዎን ናይ ለውጢ ሞተር ከኣ ዝኾነ መንእሰይ እዩ። መንእሰይ ዘለዋ ሕብረተሰብ ውሕስነት ....
We exist to freely share the good news from God to the entire world so you can KNOW the Truth about life and eternity. We provide free access on the Internet to the finest, most trustworthy biblical truths and materials.
Father's Love Letter is a compilation of bible verses from both the Old & New Testaments that are presented in the form of a love letter from God to the world.Christianbook.com
Christianbook.com is the online home of Christian Book Distributors (CBD), the world's largest distributor of Christian resources.
Streaming Faith
Streaming faith, the world's largest faith based broadcasting portal, allows Christian ministries to spread the gospel by delivering their live or video on ...