Well come !!!
ኣብ 1ይ ሳሙኤል እግዚኣብሄር ንሳኦል ዝትክእል ንጉስ ክቐብእ ምስ ደለየ ንሳሙኤል ናብ እንዳ እሰይ ልኢኽዎ። ሳሙኤል ከኣ ዘይቲ ኣብ ቀርኒ ሒዙ ድሕሪ ምኻድ ነቲ ኣቐዲሙ ዝርኣዮ ቦኽሪ ወዲ እሰይ ዝኾነ ኤልያብ ንምቕባእ ተደናዲኑ። እግዚኣብሄር ግና “ኣነ ንዒቐዮ እየ እሞ፣ ኣብ ትርኢቱን ኣብ ምንዋሕ ቁመቱን ኣይትጠምት...
መ እ ተ ዊ
ብዙሕ ግዜ ሃንደበት ብዘጋጥሙኻ ነገራት ጸቕጢ ይፈጥረልካ፣ኩሉ ግዜ ንግሆ ተመሲጠ ጋዜጣ እንዳምበብኩ ከለኹ በዓልቲ ቤተይ ግና ጎሓፍ ክጉሕፍ ትደልየኒ፣ኣብ ገራጅ ኢደይ ግሮሶ ተጸያይቐ እንዳሰራሕኩ ቴሌፎን ደዊሎም ይደልዩኒ። ሃንደበትነት ክፋል ናይ ህይወት እዩ፣ገሌና ከኣልነት ኣምላኽ ብሃንደበት ...
መልሲ: ምልኣት ዘመን ምስ መጸ ግና...ኣምላኽ ነዚ ኻብ ሰበይቲ እተወልደ ትሕቲ ሕጊውን ዝዀነ ወዱ ለኣኾ። (ገላትያ 4: 4):: እዚ ጥቕሲ እግዚኣብሄር ኣቦ ንየሱስ ክርስቶስ "ምልኣት ዘመን ምስ መጸ" ከም ዝለኣኾ ይነግረና::
ኣብ መበል ቀዳማይ ዘመን: የሱስ ክርስቶስ ንክመጽእ ምቹእ...
ንቖልዓ እታ ኪኸደላ ዝግበኦ መገዲ ኣላምዶ እሞ ምስ ኣረገ ኻብኣ ኣይኬግልስን እዩ። (ምሳ 22፡6)
እግዚኣብሄር ንኣዳምን ሄዋንን ምስ ፈጠሮም: ባረኾም: ፍረዩን ተባዝሑን ንምድሪ ከኣ ምልእዋን ምለኽዋን ድማ በሎም (ዘፍ1: 27‐28)። ስለዚ ውሉድ ውህበት እግዚኣብሄር እዮም: ፍረ ከርሲ ከኣ ዓስቢ...
(2ሳሙ9፣ 2ሳሙ4) ሃገር ዝገዝእ ዘሎ ንጉስ ዳዊት እዩ። ከም ልማዱ ከስተንት፣ ግብሪ ኣምላኽ ክዝክር ኢሉ ብሕት በለ። ካብተን ካልኦት መዓልታት ፍልይ ዝበለ፣ ዳዊት ልቡ ክረዝን ክሎ ተሰምዖ። ምኽንያቱ እንታይ ምኳኑ ሕርብት በሎ። ክም ኩሉ ግዜ ንነፍሱ ስቅ ከብላ፣ እ/ሔር ዝገበረሉ ከስተንትን ፈቲኑ እዩ። ...
እቲ ዛንታ ብ1860 ዓ.ም. ኣቢሉ ኣብ ጸዓዘጋ ይጅምር። በቲ ጊዜ እቲ እቶም ካህናትን ዲያቆናትን ናይ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ጊዮርጊስ ነቲ ቅዱሳት ጽሑፋት ናይ ቤተ ክርስትያኖም ይመራምርዎ። ብዛዕባ ትምህርቲ ስላሴ መታን ኪርድኡ ሃይማኖተ ኣበው (እምነት ኣቦታት) እቲ ናይ ተዋህዶ ሃይማኖት ልምዲ ብዛዕባ እት ምእመ...
1. ሕጊ እናጽነዐን ኣብ ኣዳምስ ቤትክርስትያን እናተሳተፈንዩ ፊኒ ኣብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክግደስ ዝጀመረ። ኣብ ናይ ሕጊ መጽሓፍቱ፣ ብዙሓት መወከሲታት ካብ ቅዱሳን ጽሑፋት ምስ ረኸበዩ ናይ ገዛእ ርእሱ መጽሓፍ ቅዱስ ክገዝእ ዝወሰነ። ንኣኣ ኣናጽነዓ ኸኣ ብዕምቆት እናተመሰጠ ከደ።
2. ፊኒ ኣዝዩ ህቡብ ናይ ክ...
ሰብ ...
እንተኸበረ ... ጽዒሩ ፋሕቲሩ
እንተሃብተመ ... ኣኪቡ ኣዋህሊሉ
ወሪዱ ደይቡ ... ጐይዩ ደኺሙ
እንተረብሓ ንዓለም ኹላ
ግን ...
ብዘይ የሱስ
ኹሉ ከንቱ
ዝኣከቦ ዝሰርሖ
3 ብዛዕባ ካልኦት ሰናይ ኣረኣእያ ምምዕባል።
ሎሚ ኩሉትና ኣብዛ ምውድዳርን ዝናን ዝበዛሓላ ዓለም ኢና ንንበር ዘሎና። ነፍሲ ወከፍ ፍጡር ወዲ ኣዳም ድማ ካብቲ ካልእ ብጻዩ በሊጹን ወቂቡን መታን ክርኣ እዚ ዘይበሃል ቃልሲ የካይድ። ሰብ ብተፈጥርኡ ናይ ካልእ ሰብ ሰናይ ናይ ምድላይ ብህ...
Latest Message
(2ሳሙ9፣ 2ሳሙ4) ሃገር ዝገዝእ ዘሎ ንጉስ ዳዊት እዩ። ከም ልማዱ ከስተንት፣ ግብሪ ኣምላኽ ክዝክር ኢሉ ብሕት በለ። ካብተን ካልኦት መ....
ህይወትና ትዓግብ ዶ፧ እዛ ለይትን መዓልትን ደስ ከነብላ ኢልና ላዕልን ታሕትን እናበልና እንሃልከላ ህይወትናስ....
ወዲ ዓሰርተ ዓመት ኣቢሉ ዚኸውን ዝፈትዎ ሓወይ ብዙሕ ሳዕ “እዚ እባ ግበረለይ?”፡ “ከምዚ እባ ተማልኣለይ?”፡ “ከምዚ ትገዝኣለይ ዲኻ?....
ኣብ መንፈሳዊ ንስጋውን ዓለም ዓቢ ኣበርክቶ ዘለዎን ናይ ለውጢ ሞተር ከኣ ዝኾነ መንእሰይ እዩ። መንእሰይ ዘለዋ ሕብረተሰብ ውሕስነት ....
We exist to freely share the good news from God to the entire world so you can KNOW the Truth about life and eternity. We provide free access on the Internet to the finest, most trustworthy biblical truths and materials.
Father's Love Letter is a compilation of bible verses from both the Old & New Testaments that are presented in the form of a love letter from God to the world.Christianbook.com
Christianbook.com is the online home of Christian Book Distributors (CBD), the world's largest distributor of Christian resources.
Streaming Faith
Streaming faith, the world's largest faith based broadcasting portal, allows Christian ministries to spread the gospel by delivering their live or video on ...