ኣብ መጽሓፍ ቁዱስና ማእለያ ዘይብሎም ዘድንቑና ሰባት ብዙሓት እዮም። ካብኣቶም ሓደ ኩላትና ከም እንፈልጦ ኣቦና ኣብርሃም እዩ። ካብቶም ኣብ መጽሓፍ ቁዱስና ዓርኪ ኣምላኽ ብዝብል ቅጽል ስም ዝፍለጥ ኣብርሃም እዩ። ኣብርሃም ንልቢ ኣምላኽ ዘዕርፍ ሚስጥር ኣምላኽ ዝፈልጥ ናይ እምነት ኣቦ እዩ። ኣብርሃም ካብታ ድምጺ ኣምላኽ ሰሚዑ ንኣምላኽ ዝሰዓበላ እዋን እሙን ኰይኑ ብተኣማንነት ንኣምላኽ ኣስሚሩ ኣቦ እምነት ተባሂሉ ሓደጊ በረኸት ሓዲጉ ዝሓለፈ ኣቦ እዩ። ካብ ህይወት ኣብር...
Young Christian man murdered outside Mogadishu.
NAI...
As many as 10 Christians arrested without formal c...
ኣብ 1ይ ሳሙኤል እግዚኣብሄር ንሳኦል ዝትክእል ንጉስ ክቐብእ ምስ ደለየ ንሳሙኤል ናብ እንዳ እሰይ ልኢኽዎ። ሳሙኤል ከኣ ዘይቲ ኣብ ቀርኒ ሒዙ ድሕሪ ምኻድ ነቲ ኣቐዲሙ ዝርኣዮ ቦኽሪ ወዲ እሰይ ዝኾነ ኤልያብ ንምቕባእ ተደናዲኑ። እግዚኣብሄር ግና “ኣነ ንዒቐዮ እየ እሞ፣ ኣብ ትርኢቱን ኣብ ምንዋሕ ቁመቱን ኣይትጠምት...
1. መበቆል ሓጢኣት
ዝንበብ ጥቓታት፦ ህዝ. 28፡1-19, ኢሳ. 14፡12-15
ኣብተን ኣብ ላዕሊ ተጠቒሰን ዘለዋ ጥቕስታት ከም እንርድኦ፡ እቲ ቐዳማይ ዝሓጥኤ ፍጡር ሉሲፈር (Lucifer) ዝተባህለ መልኣኽ እዩ። ዝፈጸሞ ሓጢኣት ከኣ ትዕቢት፡ ዘይምእዛዝ፡ ርእሱ ማዕረ ኣምላ...
መልሲ: ምልኣት ዘመን ምስ መጸ ግና...ኣምላኽ ነዚ ኻብ ሰበይቲ እተወልደ ትሕቲ ሕጊውን ዝዀነ ወዱ ለኣኾ። (ገላትያ 4: 4):: እዚ ጥቕሲ እግዚኣብሄር ኣቦ ንየሱስ ክርስቶስ "ምልኣት ዘመን ምስ መጸ" ከም ዝለኣኾ ይነግረና::
ኣብ መበል ቀዳማይ ዘመን: የሱስ ክርስቶስ ንክመጽእ ምቹእ...
ንቖልዓ እታ ኪኸደላ ዝግበኦ መገዲ ኣላምዶ እሞ ምስ ኣረገ ኻብኣ ኣይኬግልስን እዩ። (ምሳ 22፡6)
እግዚኣብሄር ንኣዳምን ሄዋንን ምስ ፈጠሮም: ባረኾም: ፍረዩን ተባዝሑን ንምድሪ ከኣ ምልእዋን ምለኽዋን ድማ በሎም (ዘፍ1: 27‐28)። ስለዚ ውሉድ ውህበት እግዚኣብሄር እዮም: ፍረ ከርሲ ከኣ ዓስቢ...
ኣብ መጽሓፍ ቁዱስና ማእለያ ዘይብሎም ዘድንቑና ሰባት ብዙሓት እዮም። ካብኣቶም ሓደ ኩላትና ከም እንፈልጦ ኣቦና ኣብርሃም እዩ። ካብቶም ኣብ መጽሓፍ ቁዱስና ዓርኪ ኣምላኽ ብዝብል ቅጽል ስም ዝፍለጥ ኣብርሃም እዩ። ኣብርሃም ንልቢ ኣምላኽ ዘዕርፍ ሚስጥር ኣምላኽ ዝፈልጥ ናይ እምነት ኣቦ እዩ። ኣብርሃም ካብታ ድምጺ ኣ...
እቲ ዛንታ ብ1860 ዓ.ም. ኣቢሉ ኣብ ጸዓዘጋ ይጅምር። በቲ ጊዜ እቲ እቶም ካህናትን ዲያቆናትን ናይ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ጊዮርጊስ ነቲ ቅዱሳት ጽሑፋት ናይ ቤተ ክርስትያኖም ይመራምርዎ። ብዛዕባ ትምህርቲ ስላሴ መታን ኪርድኡ ሃይማኖተ ኣበው (እምነት ኣቦታት) እቲ ናይ ተዋህዶ ሃይማኖት ልምዲ ብዛዕባ እት ምእመ...
1. ሕጊ እናጽነዐን ኣብ ኣዳምስ ቤትክርስትያን እናተሳተፈንዩ ፊኒ ኣብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክግደስ ዝጀመረ። ኣብ ናይ ሕጊ መጽሓፍቱ፣ ብዙሓት መወከሲታት ካብ ቅዱሳን ጽሑፋት ምስ ረኸበዩ ናይ ገዛእ ርእሱ መጽሓፍ ቅዱስ ክገዝእ ዝወሰነ። ንኣኣ ኣናጽነዓ ኸኣ ብዕምቆት እናተመሰጠ ከደ።
2. ፊኒ ኣዝዩ ህቡብ ናይ ክ...
ሰብ ...
እንተኸበረ ... ጽዒሩ ፋሕቲሩ
እንተሃብተመ ... ኣኪቡ ኣዋህሊሉ
ወሪዱ ደይቡ ... ጐይዩ ደኺሙ
እንተረብሓ ንዓለም ኹላ
ግን ...
ብዘይ የሱስ
ኹሉ ከንቱ
ዝኣከቦ ዝሰርሖ
3 ብዛዕባ ካልኦት ሰናይ ኣረኣእያ ምምዕባል።
ሎሚ ኩሉትና ኣብዛ ምውድዳርን ዝናን ዝበዛሓላ ዓለም ኢና ንንበር ዘሎና። ነፍሲ ወከፍ ፍጡር ወዲ ኣዳም ድማ ካብቲ ካልእ ብጻዩ በሊጹን ወቂቡን መታን ክርኣ እዚ ዘይበሃል ቃልሲ የካይድ። ሰብ ብተፈጥርኡ ናይ ካልእ ሰብ ሰናይ ናይ ምድላይ ብህ...
ወዲ ዓሰርተ ዓመት ኣቢሉ ዚኸውን ዝፈትዎ ሓወይ ብዙሕ ሳዕ “እዚ እባ ግበረለይ?”፡ “ከምዚ እባ ተማልኣለይ?”፡ “ከምዚ ትገዝኣለይ ዲኻ?....
ኣብ መንፈሳዊ ንስጋውን ዓለም ዓቢ ኣበርክቶ ዘለዎን ናይ ለውጢ ሞተር ከኣ ዝኾነ መንእሰይ እዩ። መንእሰይ ዘለዋ ሕብረተሰብ ውሕስነት ....
ማር.10፡51". . . ንሱ ግና፡ ኣታ ወዲ ዳዊñት፡ ምሓረኒ፡ እናበለ ኣዝዩ ጨደረ። የሱስ ድማ ደው ኢሉ፡ ....
Joyce Meyer Ministries has a God-ordained mandate to impact the world with the Gospel of Jesus Christ. Our goal is to reach every nation, every city, every day.
Father's Love Letter is a compilation of bible verses from both the Old & New Testaments that are presented in the form of a love letter from God to the world.Christianbook.com
Christianbook.com is the online home of Christian Book Distributors (CBD), the world's largest distributor of Christian resources.
Streaming Faith
Streaming faith, the world's largest faith based broadcasting portal, allows Christian ministries to spread the gospel by delivering their live or video on ...