ጸሎት ሃና

Character Study
Typography

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስና ካብ Š™ለዉ ዓበይቲ ፡ ከም ኣብነት ዝጥዋሱ ጸሎታት ሓደ፡ ናይ ሃና ጸሎት እዩ። ናብ ትሕዝቶ ጸሎታ ምስ እንርኢ፡ ሎሚ ንሕና ከመይ ዓይነት ጸሎት ንጽሊ ከም ‰™ሎናን ከመይ ክንጽሊ ም ዝግብኣናን ክንምርምር ይሕግ´™ና እዩ።

'£” እግ´™ïኣብሄር፡ ውርደት ባርያ¥Ž ኣጸቢቕካ ርኢïŽ እንተ †™ከርካኒ ንባርያ¥Ž'ውን እንተ †™ይረሳዕካኒ ንባርያ¥Ž ተባዕታይ ውሉድ እንተ ደኣ ሃብካኒ፡ ኣነ ድማ ኵሉ ê™በን ህይወቱ ንእግ´™ïኣብሄር እውፍዮ ናብ ርእሱ ኣ መላጸ ኣየሕልፈሉን'ኢላ ተመባጽዔት'  1 ሳሙ 1፡11።

ካብŠ™ï እንመሃሮ

1. ኵሉ ከኣልነት እግ´™ïኣብሄር ምፍላጥን ምእማንን። ሃና እግ´™ïኣብሄር ኤልሻዳይ ኣምላኘ ምŽúኑ ዝተረድኤት ሰብ እያ። ብ¥™êሕ እ†“ን ንጽሊ ኢና፡ መልሲ ጸሎትና ይንቕበል ዝገብረና ግና ብልብና፡ ኣምላኘ ይገብሮ ደዣን ዝብል ምጥርጣር ስለ ዝመጸና እዩ።


2. ርእስ†Ž ምትሓት። ሃና ንእግ´™ïኣብሄር ጐይታ ክትብሎ ጸኒሓ ንገዛእ ርእሳ ድማ ባርያ¥Ž ኢላ ክትጽውዕ ንርኢ። ትሕትና መገዲ በረት እዩ። 'እግ´™ïኣብሄር ንዕቡያት ይጻረሮም ንትሑታት ግና ጸጋ ይህቦም'ይብል ያእ 4፡6። ከም ኡ ኣ 2 …™òና 7፡14 ኣንብብ።

3. ንጹር ሕቶ ምሕታት። ሃና ዝጸለየቶ ጸሎት ብዛዕባ ተባዕታይ ውላድ እዩ ነይሩ። እግ´™ïኣብሄር ዝለመንናዮ ክህበና ዝኘእል ኣምላኘ እዩ። ደሓን ኣምላኘ ዝፈተʔ ይሃበኒ ኢልካ ምጽላይ፡ ንስ§Ž Ž™ይትደልዮ ነገር ምስ  ተዋበልካ ናብ ምጉርምራም ደኣ የእትወካ እምበር ናብ ምስጋና ክትበጽሕ ኣይትኘእልን ኢïŽ

4. እንልምኖ ነገር ንኘብሪ እግ´™ïኣብሄር ኽውን ንድለ። ሃና ኣነ ድማ ኵሉ ê™በን ህይወቱ ንእግ´™ïኣብሄር እውፍዮ ኢላ። እ†™ï ናይ ልቢ ተበግሶ እዩ £™ርኢ። ጸሎትና ንኣምላኘ ከየኘበረ ንዓና ክባርናን ከኘብረናን ኣይክእልን እዩ። ሃና ከምቲ ጵኒና ተባጭወላ ዝነበረት፡ ብግዲኣ ከም ኡ ክትገብር እንተትልምን መልሲ ጸሎታ ኣይምተዋበለትን። ሃና ግና ጽሩይ ልቢ ሒዛ እያ ናብ ኣምላኘ ቀሪባ።

ንባብ ያእ 4፡2፡ 1 ዮሃ 5፡14

ዝበርኩም ጉጅለ ኤጵፍራስ፡ እምበኣርከስ ኣብ…™ï ወርሒ እ†™ï ከምቲ ናይ ሃና ዓይነት ጸሎት ክንጽሊ ኢና። ንï™ክር ጸሎትና

÷™ï ኣርባዕተ ረዋüሒታት ተቲሉ፡ ስለ ሰላም ሃገርናን ስለቲ ኣብ ቕድሜና ô™ሎ ክረምትን፡ እግ´™ïኣብሄር ክበጽሓና፡ ከም ሃና ጸሎትና ኣብ ቕድሚ እቲ èሉ ዝኘእል ነፍስስ። ጐይታ ይባርኘኩም።///