• Narrow screen resolution
  • Wide screen resolution
  • Increase font size
  • Decrease font size
  • Default font size
  • default color
  • green color
  • blue color
Member Area
You are here:
take the Chains PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Friday, 13 April 2007
Imageዎ ኣምላኽ ኣቦ ምሕረት ኣቦ ሳህሊ ኣቦ ፍቕሪ ምሕረትካ ንዘልኣለም ኣለም እዩ ዝነብር፣ ካብ ኣብ ሰባት ዘሎካ ፍቕርን ሓልዮትን ዝተላዕለ ኸኣ ንምብጃው እቲ ብምስልኻ ዝፈጠርካዮ ህዝብኻ ንምድሓን እቲ እንኮ ተፍቅሮ ሓደ ወድኻ ኣብ መቀል ክመውት ዝገበርካ፣ ካብዚ ዝዓቢ መግለጺ ፍቕርን ምሕረትን ከኣ የብልካን፣ ካብዚ ኣዚዩ ኩቱር ምሕረትካን ሳህልኻን ዝተላዕለ ኸኣ ከም ብዝሒ ኣበሳና ኣይትፈድየናን ከም ብዝሒ ሓጥያኣትና ኸኣ ኣይትፈርደናን፣ እናጉሃናካ
ክነስና ዘይትርሕቐና፣ እናበደልና ክነስና ዝባንካ ዘይትህበና ኣቦና ኢኻ፣ እንሆ ኸኣ ነዚ ባህሪኻ ፈሊጥና ነቲ ቦቅባቕ ልብኻ ኸኣ ተገንዚብና ብወድኻ ብየሱሱ ክርስቶስ ኣቢልና ንምሕረትን ምሕዳስን ንፈውስን ንለውጥን ንረዲኤትን ንሓገዝን እንሆ ናብ ዝፋን መስቀልካ ንቐርብ ኣሎና
Last Updated ( Friday, 27 February 2009 )
 
English