|
ብስንኪ ዘሎ ህልው ኩነታት ኤርትራ ብዙሓት መንእሰያት ካብ ሃገር ይስደዱ ኣለዉ፣ ታሪኽ ናይ ስደት ኩሉ እንተ ዝዝርዘር መጽሓፍቲ እኳ ኣይምኣኹሉን፣ ብመሰረት ጸብጻብ ስደተኛታት ሑቡራት ሃገራት ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ቀዳሞት ብብዝሒ ስደተኛታት ዜጋታት ዘለውዋ ሃገር ኮይና ከምዘላ ገሊጹ፣ እቲ ጸብጻብ ወሲኹ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመት ጥራይ ካብ ኤርትራ ናብ ካልእ ሃገራት ዝስደዱ ዜጋታት ብ57% ከም ዝዓበየ ገሊጹ፣ እዛ ኣዚዩ ሒደት ቁጽሪ ህዝቢ ዘለዎ ሃገር ዝበዝሕ ክፋል ህዝባ ኣብ ስደት እዩ ዘሎ፣ እዚ ኸኣ መርገም እምበር በረኸት ኣይኮነን፣ |
|
Read more...
|
|
ሓገዝ ንህጻናት ነቶም ብኹሉ መዳይ ህይወቶም ዝሳቐዩ ዘለዉ ህጻናት ኤርትራ ንምሕጋዝ እትደልዩ ሰባት ዝተፈላለየ ዓይነት ሓገዝ ከተበርክቱ ይካኣል እዩ፣ 1. ንስድራበቶም ክራይ ገዛ 2. መምሃሪ 3. ማዓልታዊ መግቢ ኣስቤዛ 4. ምኽፈሊ ንይ ሕክምና 5. ዚተፈላላየ ክላእ ኣድለይቲ ነግር ንምሽፋን |
|
|
ሓገዝ ንኣገልገልትን ደቂ ኣገልገልትን ኣብዚ እዋን እዚ ነቶም ብዝተፋላለየ ምኽንያት ወንጌል ዘገልግሉ ዘለዉ ኣገልገልትን ደቆምን ንምሕጋዝ ምስ እትደልዪ ኸኣ ሓገዝኩም ከተበርክቱ ይከኣል እዩ፣ |
|
Read more...
|
|
|
<< Start < Prev 1 2 3 4 5 Next > End >>
|
| Results 1 - 3 of 14 |