ሓገዝ ንህጻናት ነቶም ብኹሉ መዳይ ህይወቶም ዝሳቐዩ ዘለዉ ህጻናት ኤርትራ ንምሕጋዝ እትደልዩ ሰባት ዝተፈላለየ ዓይነት ሓገዝ ከተበርክቱ ይካኣል እዩ፣ 1. ንስድራበቶም ክራይ ገዛ 2. መምሃሪ 3. ማዓልታዊ መግቢ ኣስቤዛ 4. ምኽፈሊ ንይ ሕክምና 5. ዚተፈላላየ ክላእ ኣድለይቲ ነግር ንምሽፋን |
|
|
ሓገዝ ንኣገልገልትን ደቂ ኣገልገልትን ኣብዚ እዋን እዚ ነቶም ብዝተፋላለየ ምኽንያት ወንጌል ዘገልግሉ ዘለዉ ኣገልገልትን ደቆምን ንምሕጋዝ ምስ እትደልዪ ኸኣ ሓገዝኩም ከተበርክቱ ይከኣል እዩ፣ |
|
Read more...
|
|
ሓገዝ ንእሱራት ነቶም ብወንጌልን ብእምነቶምን ምኽንያት ኣብ ዝተፈላለየ ኣደራዕን ጭንቅን ዘለዉ ኣሕዋትን ኣሓትን ንምሕጋዝ ፍቓደኛታት ዝኾንኩም ሰባት በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ተጠቀሙ 1. ስሊኦም ጽሑፋት ምሕታምን ምዝርጋሕን 2. ስሊኦም ናይ ጸሎት ሕብረትን ኩነታቶም ምቅላሕን ወፈራ ምክያድ 3. ክራይገዛ ናይ ሰድራበቶም ሓላፍነት ምዉሳድ 4. ምኽፈሊ ሕክምና ስድራበቶም ሃላፍነት ምዉሳድ 5. ናይደቆም መምሃሪ ሓላፍነት ምዉሳድ |
|
ናይ ፍታው ኣገልግሎት ብፍታውኩም ነዚ ኣገልግሎት ብዝተፈላለየ መልክዕ ከተገልግሉ እትደልዩ ሰባት እቲ ኣፍደገ ኩፉት እዩ፣ ብፍላይ እዚ ናይ ፍታው ኣገልግሎት ቀንዲ ዕማሙ ነዚ ተኸፊቱ ዘሎ ማዕጾ ተጠቂምካ 1. ብ ነውስለትር ቀጻሊ ህላወ ኣገልግሎት አሪሆፕ እናፈልጥካ ብጸሎት ምድጋፍ 2. ነቶም ተጸጊሞም ዘለዉ ሰባት ዝተፈላለየ ሓገዝ ምእካብ እዩ፣ 3. ኣድላይ ኣብዝኾነ ብንዊስለተር ድማ ንዝተዘርግሐ ፕሮጀክትታት ግዜኻ ምብርካት |
|
ኣባላት እዚ ኣገልግሎት ምኻን ዕላማ እዚ ኣገልግሎት እዚ ነቶም ኣብ ዝተፈላለየ ጸገም ዘለዉ ክሳብ ዝኾነ ግዜ። ኣብዚ ኣገልግሎት እዚ ሓቢርኩም እጃምኩም ከተበርክቱን ኣባላት እዚ ኣገልግሎት ክትኮኑ ምስ እትደልዩ፣ ብነጻ ክትምዝገብ ይከኣል እዩ፣ ኣባል ምኻን ማልት 1. ራኢ ኤሪሆፕ ንኽፍጸም ብጸሎት ምድጋፍ 2. ንራኢ ኤሪሆፕ ንምፍጻም ዝሓቶ ወጻኢታት ንምሽፋን ጎስጋስት ምክያድ 3. ኣብ ትርፊ ግዝኻ ንገልግሎት ኤሪሆፕ ንምፍላጥ ኣብ ቤትክርስትያናትን ሕብረታትን ሰሚናር ምድላዉ 4. ኣገልግሎት ኤሪሆፕ ምስካልእ ክፍሊ ኣገልግሎታት ናይ ኤርትራዉያን ይኹን ካልእን ምፍላጥ 5. ኣብ ዘለኻዮ ከባቢ ሓላፍነት ኤሪሆፕ ምውሳድ |
|
ኩቡራት እሕዋትን ኣሓትን ነዞም ሰባት ብኸምዚ ኣገባብ ብምጥቓም ሓገዝኩም ከተበርክቱ ትኽእሉ ኢኹም 1 ብቴለፌን በዚ ኣብ ታሕቲ ተጠቒሱ ዘሎ ቑጽሪ ተሌፎን ብምጥቓም ደዊልኩም 1. ክትልእኽዎ እትደልዩ ገንዝበ ብኸመይ ኣገባብ ክትልእኽዎ ከም እትኽእሉ ሓበሬታ ክትረኹቡ ይከኣል እዩ፣ 2. ክትልእኽዎ እትደልዩ ገንዝበ ኣብ ከክንደይ ክትልእኽዎ ከም እትደልዩ ሓበሬታ ክትህቡ ትኽእሉ |
|
Read more...
|
|
|