| ሓዳስ መጽሓፍ ብፓስተር ስምኦን የማነ |
|
|
|
| Monday, 22 June 2009 | |
|
“ሰብ
ኣብ ኩሉ መዳያት
ህይወቱ ዕዉት ዝኾነሉ፡
ብርሒብ ፍልጠትን ምኽሪ
ሓቅን ተመኩሮ ህይወትን
ዝዘገበት፡ ብትሕስቶኣን ብኣቀራርባኣን
ብስለት ዘለዋ፡ እዋናዊት፡
ኣገዳሲት፡ እሞ ኸኣ
ሃናጺት መጽሓፍ ሓዉና
ስምኦን የማነ ኣበርኪቱልና
ኣሎ።÷
ካብ ሽወደን
እዛ መጽሓፍ ብገለጽቲ፡
ላዛ ዘለዎም፡ ፍሽኽ
እናኣበሉ ዝምህሩ ›“ሙሉእ ሓሳባት†”
ዝተመለአት መጽሓፍ ስለ
ዝኾነት
ንኸተንብባ ዘይተሰልኪ
መጽሓፍ እያ። ዝኾነ
ትግርኛኛ ከንብብ
ዝኽእል ሰብ፡ ኣበ
ርክቡ ምስ ኣምላኽን
ሰብን ጥዕዩ፡ እናዓበየን
እናፈረየን ክኸይድ
ምእንቲ፡ ነዛ መጽሓፍ
እዚኣ ብመንፈስ ኣምልኾ፡
(devotionally) ከንብባ እላቦ።
መጋቢ ዑቑባስላሴ
ሃይለ ስባህቱ
ካብ ፕሪቶርያ
ደቡብ ኣፍሪቃ
“ሓዉና
ካብ ተሞኩርኡ ብዝጻሓፎ
መሰረት ብዛዕባ ፍቓድ
ኣምላኽ ንህይወትኩም
ክትፈልጡላ እትኽእሉ
መጽሓፍ እያ። ስለዚ
ክቡራት ኣንበብቲ እዛ
መጽሓፍ እዚኣ ገዚእኩም
ተጊህኩም ክተንብብዋ የተባብዓኩም
ፓስቶር ሚኪኤል
ኣብርሃ
ካርቱም ሱዳን
|
|
| Last Updated ( Tuesday, 23 June 2009 ) |
| < Prev | Next > |
|---|
Bible.org is a non-profit (501c3) Christian ministry headquartered in Dallas, Texas. The ministry launched in 1994 to leverage the internet for ministry. Bible.org has grown to serve millions in 175 countries by providing trustworthy resources.
Internationally known Evangelist Reinhard Bonnke World mission website. Focused on evangelism in Africa.
Release Eritrea! calls upon Eritreans, friends of Eritrea and members of the international community to pray and call upon the Government of Eritrea to restore freedom of religion to the people of Eritrea and release for those imprisoned for their faitha