| መርበብ ሓበሬታ ኤሪ-ወንጌል ንዋታውን ፋይናንሳውን ሓገዝኩም ይደሊ ኣሎ |
|
|
|
| Tuesday, 09 June 2009 | |
|
ካብዚ ንላዕሊ ንምዃን ድማ እቲ ጻዕሪ ይቕጽል ኣሎ። ኣብዚ እዋን እዚ ግና ፋይናንሳዊ ሓገዝ የድልየና
ኣሎ። እቲ ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ እንገብሮ ዘሎና ንጥፈታት ዝሓቶ ገንዘብ ቀሊል ኣይኮነን። ክሳብ ሕጂ ድማ ብዝተፈላለየ መንገዲ
ክንሽፍኖ ጸኒሕና። ሕጂ ግና ኣብ ሓገዝ ንደልየሉ ደረጃ በጺሒና ኣሎና እሞ ብምሕረትን ብጸጋ ኣምላኽን እናተማሕጸናኩም ፋይናንሳዊ
ሓገዝኩም ንሓትት። ኣብ ዕዮ መንግስቲ ኣምላኽ ዓቢ ንእሽቶይ ዝበሃል ህያብ የሎን እታ ሳንቲም እውን ትኹን ንኣገልግሎትና ሓጋዚት
እያ። ሰለዚ እዚ ዕዮ ሒዝናዮ ዘሎና ንቕድሚት እምብኣር ንድሕሪት ከይምለስ ብዝከኣለኩም ኩሉ ክትድግፉና ብምሕረት ኣምላኽ ንሓትት።
ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም።
ኣገልግሎት ፈነወ ወንጌል ኤርትራ |
|
| Last Updated ( Thursday, 11 June 2009 ) |
| < Prev | Next > |
|---|
Bible.org is a non-profit (501c3) Christian ministry headquartered in Dallas, Texas. The ministry launched in 1994 to leverage the internet for ministry. Bible.org has grown to serve millions in 175 countries by providing trustworthy resources.
Internationally known Evangelist Reinhard Bonnke World mission website. Focused on evangelism in Africa.
Release Eritrea! calls upon Eritreans, friends of Eritrea and members of the international community to pray and call upon the Government of Eritrea to restore freedom of religion to the people of Eritrea and release for those imprisoned for their faitha