Lost Password? Register
  • Narrow screen resolution
  • Wide screen resolution
  • Auto width resolution
  • Increase font size
  • Decrease font size
  • Default font size
  • default color
  • red color
  • green color
Member Area

Eriwongel.com

Friday
Mar 12th
Home arrow Articles arrow Cell Group Material arrow መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ ሰብ ፊሊጲ
መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ ሰብ ፊሊጲ PDF Print E-mail
Friday, 13 April 2007
Article Index
መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ ሰብ ፊሊጲ
Page 2
Page 3
Page 4

The Gospel of Philip  

መእተዊ

ዝኸበርካ ኣንባቢ: መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ ሰብ ፊሊጲ ንህይወት ክርስትና ኣዝዩ ዝጠቅም ገለ ኣገደስቲ መልእኽትታት ዝሓዘለት ጽሕፍቲ እያ። ፍልይ ብዝበለ መገዲ ብዛዕባ ሓድነትን ርእስኻ ምኽሓድን፡ ባህታን ሓጐስን ሰላምን፡ ምስ ሓድሕድና ዘሎና ሕብረትን፡ ብክርስቶስ ዝረኸብናዮ ጸጋን ሞገስን ሓይልን ይዛረብ።

እዚ መጽናዕቲ ድሕሪ መእተዊን መውጽኢን ብሕቶ መልክዕ ተዳልዩ ኣሎ። እዚ ትምህርቲ ብዝግባእ ረብሓ ንኽህብ እቲ ተመሃራይ ኣቐዲሙ ክገብሮም ወይ ክለማመዶም ዝግባእ ነጥብታት ኣለዉ፡

•    ነታ መጽሓፍ ብምልእታ ደጋጊምካ ምንባብ
•    ብሓገዝ ናይቲ መውጽኢ፡ ናይ ነፍስወከፍ ክፍሊ ጽሑፍ ጥልቕ ዝበለ መጽናዕቲ ምግባር
•    ነቲ ሕቶታት (ነንሰሙን 6 ሕቶታት) ብግቡእን ብምልኣትን ምምላስ
•    ኣብቲ እዋን ትምህርቲ ዝግበር ምዝርራብ ምስታፍ
•    ነቲ ዝተመሃርካዮ ምትግባር
•    ነታ ሰሙን ዝወሃብ ዕዮ ገዛ (Activity) ፈጺምካ ምምጻእ

ከምዚ እንተገበርካ ንርእስኻን ነቶም ዝሰምዑኻን ከተድሕን ኢኻ፡ እናወሰኽካ ትኸይድ ከምዘሎኻ ከኣ ኣብ ኩሉ ክፍለጥ እዩ።

ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የልቦንሞ፡ ናይ ሓሳብ ወይ ናይ ኣጸሓሕፋ ጌጋ እንተርኤኻ፡ እርማትካ ነቲ ጸሓፊ ከተበርክት ሓደራ እብለካ። ጐይታ ይባርኽካ።
ብሩኽ መጽናዕቲ።


Last Updated ( Tuesday, 24 July 2007 )
 
< Prev   Next >
 
  • ኣገልገልቲ
    ኣገልገልቲ እንታይ ይብሉ
    Letter5

    ሰክቡራትን ፍትዋትን ኣገልገልቲ ኣምላኽ ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን ካብ ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ንዓኻትኩም ይኹን፣ እዚ ዘለናዮ እዋን....

  • ደቀንስትዮ
    ደቀንስትዮ እንታይ ይዛረባ? Welcome

    ክቡራትን ፍቑራትን ኣሕዋትን ኣዴታትን ኣዋልድ መንእሰያትን ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን ካብ መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ንዓኻትክን ይኹን። ኢሂን ምሂን እትብላሉ ብዛዕባ መንፈሳውን.........

  • መንእሰያት
    ካብ መንእሰያት ናብ መንእሰያት
    Letter3

    ሰላም ሰላም ንዓኻትኩም ኣብ ፈቐዶ ቦታታትን ሃገራትን ዘለኹም መንእሰያት። ጸጋን ሓጎስ ኣምላኽን ምሳኹም ይኹን። እንሆ ሓሳብኩም እትገልጽሉ ህርመት ልብኹም እትዛረቡሉ ርእይቶኹም ከኣ እትህቡሉ መድረኽ ተኸፊቱልኩም........

Advertismnet!

Our Favorite Links

www.bible.org
Beauty Spring 2007Bible.org is a non-profit (501c3) Christian ministry headquartered in Dallas, Texas. The ministry launched in 1994 to leverage the internet for ministry. Bible.org has grown to serve millions in 175 countries by providing trustworthy resources.

Christ for all Nations, Cfan
cfan.org Internationally known Evangelist Reinhard Bonnke World mission website. Focused on evangelism in Africa.
http://www.cfan.org
 
Release Eritrea!
release-eritrea.org.ukRelease Eritrea! calls upon Eritreans, friends of Eritrea and members of the international community to pray and call upon the Government of Eritrea to restore freedom of religion to the people of Eritrea and release for those imprisoned for their faitha

Who's Online

We have 12 guests online
  • tigrina
  • English

Agelglot.com

Compassdirect.org

Syndicate

Video

EGMM pro Mezmur

EGMM PRO MEZMUR  

EGMM pro Sbket

EGMM PRO SBKET  

EGMM pro Books»

EGMM ORO BOOKS 

Active Quiz»

Active Quiz 

EGMM PRO REDIET»

EGMM PRO REDIET