| ኣገልገልቲ እንታይ ይብሉ ? |
|
|
|
| Monday, 26 February 2007 | |
|
ክቡራትን ፍትዋትን ኣገልገልቲ ኣምላኽ ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን ካብ ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ንዓኻትኩም ይኹን፣ እዚ ዘለናዮ እዋን እቲ ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ዝመጸሉ ናይ መወዳእታ እዋን ምዃኑ ኩላትና እንፈልጦ ሓቂ ይመስለና። ስለዚ ኸኣ በቲ ኣምላኽ ዝሃበና ጸጋ መጠን ንመንግስቲ ኣምላኽ ከነስፍሕን ንመንግስቲ ኣምላኽ ዘገልግሉ ሰባት ከነዕጥቕ ከኣ ግቡእናን ሓላፍነትናን እዩ። ንሕና ኣገልገልቲ ኣገልግሎት ፈነወ ወንጌል ኤርትራ (EGGM) ከኣ እንሆ ንነፍሲ ወከፍ ፍቓደኛ ዝኾነ ኣገልጋሊ ሓሳቡ ዝገልጸሉን ዘገልግለሉን መድረኽ www.eriwongel.com ከፊትና ኣሎና። ስለዚ ነፍሲ ወከፍ ኣገልጋሊ ብዛዕባ መጓሰ ኣምላኽ ጾር ዘለዎ ነዚ ክፉት ኣፍደገ ክጥቀመሉ ንጽውዕ። ኣብዚ ክሳተፍ ፍቓደኛ ዝኾነ ኣገልጋሊ ኣምላኽ ናይ ኢመይል ኣድራሽኡ ክልእከልናን ማንነት ኣገልግሎቱ ክገልጸልናን ንላቦ። ብዚ መድረኽ እዚ ክሳተፍ ዝደሊ ኣገልጋሊ ብኸምዚ ዝስዕብ ንዝተኸፍተሉ ዓምዲ ክጥቀመሉ ይኽእል
1 ንህዝቢ ኣምላኽ ይጠቅም እዩ ዝበሎ ጹሑፋት ብምድላው2 ንኣገልገልቲ ዝምልከት ዕሙቕ ዝበለ ኣስተምህሮ ብጽሑፍ መልክዕ ወይ እውን እንተ ተኻኢሉ ብድምጺ መልክዕስለዚ ክቡራት ኣገልገልቲ ነዚ ተኸፊቱልና ዘሎ ናይ መራኸቢ ብዙሓን ምዕባለ ተጠቒምና ነገልግል፡ ንህዝቢ ኣምላኽ ከኣ ንበረኸት ንኹን ! |
|
| Last Updated ( Thursday, 16 August 2007 ) |
| < Prev | Next > |
|---|
| Home |
| EGMM |
| News |
| Articles |
| Social Issue |
| Witness |
| Media |
| Service |
| ERIHOPE |
| ELIM 31 |
| GundiWeini-Magazine |
| T. Bible |
Bible.org is a non-profit (501c3) Christian ministry headquartered in Dallas, Texas. The ministry launched in 1994 to leverage the internet for ministry. Bible.org has grown to serve millions in 175 countries by providing trustworthy resources.
Internationally known Evangelist Reinhard Bonnke World mission website. Focused on evangelism in Africa.
Release Eritrea! calls upon Eritreans, friends of Eritrea and members of the international community to pray and call upon the Government of Eritrea to restore freedom of religion to the people of Eritrea and release for those imprisoned for their faitha