|
ቃለ-መሕትት ምስ ዘማሪት ምስ ሰላም ሓጎስ 2004 |
|
|
|
|
Saturday, 05 June 2010 |
|
ሀ.
ሕሉፍ ታሪኽ ህይወት
1.
ብዛዕባ ገዛእ ርእስኺን ድሕረ ባይታኽን ኣተዓባብኽን መዕለልክና
ዶ ?
ስመይ
ሰላም ሓጎስ እበሃል። ኣብ 1975 ኣብ ኢትዮጲያ ኣብ ናዝሬት እትበሃል ከተማ እየ ተወሊደ።ኣብኡ ድማ ላዕለዋይ ደረጃ ( high school ) ከኣ ትምህርተይ ወዲኤ ።ከይጸናሕኩ ድማ ንመጀመርያ ግዜይ
ኣብ 1992 ናብ ኤርትራ (ኣስመራ) መጽየ ኣብ ዩንቨርስቲ ኣስመራ ትምህርተይ ጀሚረ ድሕሪኡ ኣብ 1997 ኮመርሻል ኮለጅ ኣትየ
ብዲፓሎማ ተመሪቐ ድሕሪ ምውጻእ ካብ 1999 ስራሕ ጀሚረ ኣብ ስራሕ
ኣለኹ ።ናብ ኩነታት ኣተዓባብያይ ምስ እንመጽእ ምስ ስድራ ቤተይ ማለት ኣቦይን ኣደይን ምስ ኣርባዕተ ኣሕወተይን እየ ዓብየ።
2.
ጊዜ ንእስነትኪ ብኸመይ ዓይነት ህይወት ትሕልፍዮ ኔርኪ
?
|
|
Last Updated ( Saturday, 05 June 2010 )
|
|
Read more...
|
|
|
Son of Hamas: Journey from Terror to Freedom |
|
|
|
|
Friday, 19 March 2010 |
|
Armed with the Koran and the gun, the people of Hamas are trained to
hate Israel beginning at early childhood. For more than two decades,
Hamas has terrorized Israelis through suicide bombings to thousands of
rocket attacks.
While Hamas military leaders were planning attacks on Israeli
restaurants and buses, Mosab Hassan Yousef was growing up as the son of
a respected Hamas founder.
Mosab Yousef appeared on Thursday's The 700 Club to talk about his
experiences with Shin Bet and becoming a Christian. Click play to watch
the interview.
|
|
Read more...
|
|
|
ምስክርነት ናይ ኣጸያፊ ጾታዊ ስራሕ ትሰርሕ ዝነበረት |
|
|
|
|
Thursday, 04 March 2010 |
|
"ባሮት ሓጢኣት ከሎኹምሲ ፡ ካብ ጽድቂ ውጹኣት ሓራ ኢኹም ዝነበርኩም። መወዳእትኡ ሞት ስለ ዝኾነ በዚ ሎሚ እትሓፍርሉ ዘሎኹም እንተ ዘይኮይኑስ በቲ ጊዜ እቲ እንታይ ፍሪኡ ነይርኩም፡ ዓስቢ ሓጢኣት ሞት እዩ ፡ ውህበት ጸጋ ኣምላኽ ግና ብክርስቶስ የሱስ ናይ ዘልኣለም ህይወት እዩ። ሕጂ ግና ካብ ሓጢኣት ሓራ ስለዝወጻእኩም ን ኣምላኽውን ስለ ዘተገዛእኩምዎ ፍሬኹም ንቕድስና ኮይኑ ኣሎ መወዳእታኡ ኸኣ ናይ ዘልኣለም ህይወት እዩ። " ሮሜ 6፡ 20-23
|
|
Last Updated ( Thursday, 04 March 2010 )
|
|
Read more...
|
|
|
Wednesday, 03 February 2010 |
|
ቐዳማይ ክፋል
ኢቫን ቫሲሊየቪች ሞይሲየቭ (ብሕጽር ዝበለ ኣጸዋውዓ ወይ ሳጓ ድማ ቫንያ) ብ1952፣ ቮሎንቲሮቭካ ኣብ ዝተበሃለት
ሓንቲ ቁሸት ናይ ግዝኣት ሞልዳቪያ (ኣብቲ እዋንቲ ኣካል ሕብረት ሶቭየት ዝነበረት) ካብ ኣመንቲ ስድራቤት ተወሊዱ። ኣብ ሕዳር
1970 ድማ ከም ኩሉ ዜጋ ሕብረት ሶቭየት፣ ናይ ክልተ ዓመት ሃገራዊ ኣገልግሎቱ ንምፍጻም ናብ ሰራዊት ሕብረት ሶቭየት ተጸንቢሩ።
ካብታ ናብ ሰራዊት ዝተጸንበረላ ሰዓት ጀሚሩ ድማ ብሰንኪ እምነቱ ካብ ዝተፈላለዩ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ናይ ፖለቲካ መምሃራንን
ከቢድ ዝኾነ ስደት ከጋጥሞ ጀመረ።
|
|
Last Updated ( Wednesday, 03 February 2010 )
|
|
Read more...
|
|
|
Wednesday, 30 September 2009 |
|
1. ተይለር በቲ ኣብ ባህሊ ቻይናውያን ዘሎዎ ፍሉይ ታህዋስን ብዝነበሮ ቅንኢ ንወንጌልን እዩ ዝፍለጥ። ሽሕ እኳ ኣብቲ እዋን እቲ ኣብ ሚስዮናውያን ሳሕቲ ጥራይ ዝርአ እንተነበረ፣ ተይለር ግና ንባህላዊ ኣልባሳት ቻይና ምልባስ ርዒምዎ እዩ። ኣብ ትሕቲ መሪሕነቱ እተመስረተ ‘ሚስዮን ውሽጢ ሃገር ቻይና' (China Inland Mission) ኣብ ኩሉ ተግባራቱ ንኻብ ኩለን ወንጌላውያን ሕብረታት ዝመጹ ብማዕረ ብዘይ ኣፈላላይ ይቕበልን የሳትፍን፣ ንካብ ደርቢ-ሰራሕተኛታት ዝኾኑ ውልቀሰባት፣ ንዘተመርዓዋ ኣንስትን ንካብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝመጹ ሰራሕተኛታትን ድማ የጠቃልል። ብምኽንያት እቲ ‘ሚስዮን ውሽጢ ሃገር ቻይና' ዝበሃል ትካል ኣንጻር ንግዲ ሓሽሽ ዝገብሮ ዝነበረ ዘመተ፣ ተይለር ኣብ 19 ክፍለ ዘመን ንቻይና ዝበጽሓ ኣገዳሲ ኢሮጳዊ ተባሂሉ ክጥቀስ በቂዑ እዩ።
|
|
Last Updated ( Wednesday, 30 September 2009 )
|
|
Read more...
|
|
|
|
<< Start < Prev 1 2 3 4 5 6 7 Next > End >>
|
| Results 1 - 9 of 58 |