Lost Password? Register
  • Narrow screen resolution
  • Wide screen resolution
  • Auto width resolution
  • Increase font size
  • Decrease font size
  • Default font size
  • default color
  • red color
  • green color
Member Area

Eriwongel.com

Friday
Sep 03rd
Home arrow EGMM
EGMM
ዎ ኤርትራ ! PDF Print E-mail
Wednesday, 20 February 2008

“ዎ ዮርሳሌም (ኤርትራ)። ኣብ ልዕሊ ቐጽርኺ ሓለውቲ ኣቑመ ኣለኹ፣ ኣቱም ንእግዚኣብሄር እተዘክርዎ ኣይተዕርፉ፣ ንዮርሳሌም (ንኤርትራ) ክሳዕ ዜጽንዓ ኣብ ምድሪ እውን መመስገኒ ክሳብ ዝገብራ ኣይተዕርፍዎ፣”

ኢሰያስ 62።6

Read more...
 
መጽሔት ክርስትና PDF Print E-mail
Friday, 23 November 2007
መጽሔት ክርስትና በዚ ሚኒስትሪ ኣ-ኣብ ሰለስተ ወርሒ እትዳለዉ መጽሔት እያ። እዛ መጽሔት ካብ ካልኦት መንፈሳዊ መጽሔታት ፍልይቲ ዝገብርዎ ክልተ ረቛሒታት ኣለዉ።
  • * ብመጀመርታ፡ እቲ ቐንዲ ሽቶ ኣገልግሎት መጽሔት ክርስትና ነቶም ኣብ ደምበ ኣምላኽ ዘይኣተዉ ዘለው ሰባት ተብሂላ ስለ ትዳለዉ እዩ። ነዞም ዓይነት ሰባት ብዛዕባ ክርስትና ዘለዎም ምቓል ወይ ዝንቡዕ ርድኢት ንምቅናዕን ንምምላእን፡ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶ ዘለዎም መንፈሳዊ ጽሑፋት ብዝርድኦም ቓንቃ ተቅርበሎም።
Last Updated ( Friday, 23 November 2007 )
Read more...
 
AudioSbket PDF Print E-mail
Thursday, 25 October 2007

Image

ዝተፈላለየ ስብከት ንምስማዕ ኣብ ዚጠዉቑ >>

Last Updated ( Thursday, 25 October 2007 )
 
መንፈሳዊ መጺሔት ኤብን ኤዘር PDF Print E-mail
Wednesday, 17 October 2007
Imageኤብን ኤዘር ብግሊ እትሕተም መንፈሳዊ መጺሔት እያ፣ ዕላማ እዛ መጺሔት እዚኣ ንኣመንቲ ንምብርታዕን ንምጽንናዕን እዩ፣ ዝኾነ ሰብ ከምዚ ዝዓይነቱ መንፈሳዊ መጺሔት ኣብ ኤሪ ወንጌል ክኣትወሉ ዝደሊ ሰብ እቲ ማዕጾ ኩፉት እዩ፣ ስለዚ ንዚ ኩፉት ደገ እዚ ንጠቀመሉ፣
ደጋጊምና ብነጻ መንፈሳዊ መጽሄትኩም ኣብዚ ዌብሳይትና ክተእትዉ ከም እትኽእሉ ከነዘኻኽር ዝፈተና  ቀንዲ ምኽንያት ምዕባለ መንፈሳዊ ስነ፥ጹሑፍ ኤርትራ ኣዝዩ ስለዘግድሰና እዩ ። እዚ ሒዝናዮ ዘለና ኣግልግሎት ድማ ናይ ንቡዙሓት ዝበጽሕን ዝጥቅምን ስለ ዝኾነ ፡ ተኻታተልቲ ኤሪ ወንጌል ብጾሎት ክትድጉፍና ብምህረት ኣምላኽ ንሓትት። (መንፈሳዊ መጺሔት ኤብን ኤዘር)
Last Updated ( Tuesday, 23 October 2007 )
 
Our Vision PDF Print E-mail
Wednesday, 19 September 2007
ዕላማና

ኸመዮ እቲ ጽሑፍ "ስለዚ ኣነ እጎዩ ኣሎኹ፡ ግናኸ ከምቲ ንዘይፍሉጥ ዚጎይ ኣይኮንኩን፡ እምክት ኣሎኹ፡ ኸምቲ ንንፋስ ዝወቅዕ ግና ኣይኮንኩን" ከምዝብሎ፡ እዚ ሚኒስትሪ ድማ ዕላምኡ ኣነጺሩ ብምፍላጥ እዩ ንኸምዚ ዓይነት ኣግለግሎት መራኸቢ ብዙሓን ጀሚርዎ ዘሎ። ምስፋሕ ወንጌል መንግስቲ ኣምላኽ፡ ክርስቶስ ዝጀመሮ፡ ሃዋርያት ዝቐጸልዎ፡ ኣንሕና ድማ ናብ መፈጸምታ እነብጽሖ ሕድሪ ወይ ተልእኾ ከምዝኾነ ብዙሓት እንፈልጦ ሓቂ እዩ፡፡ ነዚ ተልእኾ ንምፍጻም ድማ፡ እዚ ሚኒስትሪ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተጠቂሶም ዘለዉ ኣውራ ዕላማታት ኣብ ቅድሚኡ ሰሪዑ፡ ኣገልግሎቱ ኣሃዱ ክብል ጀሚርዎ ኣሎ።

 ስለዚ ቐንዲ ዕላማ ናይዚ ሆም ፔጅና www.eriwongel.com እዞም ዝስዕቡ እዮም፡

ከመዮ እቲ ጽሑፍ "ደጊም ከምቲ ንጎይታና ክርስቶስ የሱስ እተቐበልኩምዎ፣ ከምኡ ኢልኩም ብእኡ ተመላለሱ. ኣብኡ ተሰሪትኩምን ተሃኒጽኩምን ብምስጋና መሊእኩም፣ ከምቲ እተመህርኩምዎ ኼንኩም ብእምነት ጽንዑ" ከምዝብል፡ ህዝቢ ኣምላኽ'ዉን፡ ኣብ ክርስቶስ ክሰረትን ክህነጽን ክሳዕ መጨረሻውን ብእምነት ምእንቲ ክጸንዕ፡ ሃነጽቲ ዝኾኑ ትምህርትታት፣ ስብከታት፣ ምስክርነት፣ መንፈሳዊ ስነ ጽሑፍት፣ ከምኡውን ኣገደስቲ ሓበሬታት ምቅራብ.


ነቶም ናብ ደምበ እግዚኣብሔር ዘይኣተው ዘለው ድማ፣ ኣሚኖም ናብ ምድሓን ኽበጽሑ፡ ነቲ ንምድሓን ሓይሊ ኣምላኽ ዝኾነ ቃል-መስቀል ትእውጀሎም። ከምኡ'ውን ናብ ሙሉእ ዝኾነ ርድኢት ክርስትና ንኽበጽሑ ዝሕግዝዎም ሃነጽቲ ሕቶታት፣ መልስታትን፣ ምስክርነታትን ተኣንግድ።

      "...እዚ ኣብ ቅድሚ እቲ ኩሉ ሰብ ክድሕን ናብ ፍልጠት ሓቂዉን ክመጽእ ዝፈቱ እግዚኣብሄር መድሓኒና ጽቡቅን ቅቡልን እዩ።''
1 ጢሞ 2፡4።   እግዚኣብሄርሲ    ሞት ሓደ ሓጥእ እኳ ኣይፈትዉን እዩ።
 
ንኹሉ ህዝቢ ኣምላኽን ንኻልኦት ተጠቀምትን ድማ ነንሓድሕዶም ካብን-ናብን ብጽሑፍ መልክዕ ዝገላገልሉ፣ ኣርእስቲ ጸሎት ዝወሃህብሉ፣ ሓሳባቶምን ርእይቶታቶምን ዝለዋወጡሉ፣ ከምኡውን ሃነጽቲ ዕላላት ዘዕልሉሉ ክፉት ናይ ዘተ  ኣፍ ደገ (Chat Room/Forum) ትኸፍት።  
"ብዝተረፈስ፣ ኣሕዋተየ፣ ሓቂ ዘበለ፣ ርዝነት ዘለዎ ዘበለ፣ ቅኑዕ ዘበለ፣ ንጹህ ዘበለ ፣ ተፈታዊ ዘበለ፣ ጽቡቅ ወረ ዘለዎ ዘበለ... ብእኡ ሕሰቡ."ሊጲ 4፥ 8

"ሽዑ እቶም ንእግዚኣብሔር ዝፈርሑ ነንሓድሕዶም ተዘራረቡ፣ እግዚኣብሔር ሰምዔ ጽንውን በለ." ሚክ 3፥16


Last Updated ( Wednesday, 19 September 2007 )
 
<< Start < Prev 1 2 Next > End >>

Results 1 - 9 of 11
  • Send Postcard !
  • Advertismnet!

    Read all Books in our Web

               
       

     

    Our Favorite Links

    www.bible.org
    Beauty Spring 2007Bible.org is a non-profit (501c3) Christian ministry headquartered in Dallas, Texas. The ministry launched in 1994 to leverage the internet for ministry. Bible.org has grown to serve millions in 175 countries by providing trustworthy resources.

    Christ for all Nations, Cfan
    cfan.org Internationally known Evangelist Reinhard Bonnke World mission website. Focused on evangelism in Africa.
    http://www.cfan.org
     
    Release Eritrea!
    release-eritrea.org.ukRelease Eritrea! calls upon Eritreans, friends of Eritrea and members of the international community to pray and call upon the Government of Eritrea to restore freedom of religion to the people of Eritrea and release for those imprisoned for their faitha

    Who's Online

    We have 47 guests online
    • tigrina
    • English

    Agelglot.com

    Syndicate

    Video

    EGMM pro Mezmur

    EGMM PRO MEZMUR  

    EGMM pro Sbket

    EGMM PRO SBKET  

    EGMM pro Books»

    EGMM ORO BOOKS 

    Active Quiz»

    Active Quiz 

    EGMM PRO REDIET»

    EGMM PRO REDIET