|
Monday, 30 August 2010 |
|
|
Last Updated ( Monday, 30 August 2010 )
|
|
|
Tuesday, 24 August 2010 |
|
ንኣብ ሓዳር ዘጋጥሙ ሕቶታትን ብድሆታትን እትምልስ ብግልጽነት ንዘሎና ጸገማት ሓዳር እተርኢ ብቡርስን ኬሮል ብሪትንን ዝተጻሓፍት ብሓው ዮናስ ወልደርፉኤል ዝተተርጐመት መጽሓፍ ኣብ ዕዳጋ ኣላትኩም ገዚእኩም ተጠቀሙላ ንዝዀነ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ተወከሱ
This e-mail address is being protected from spam bots, you need JavaScript enabled to view it
This e-mail address is being protected from spam bots, you need JavaScript enabled to view it
|
|
|
ደቀ መዝሙርነት ብሓደ ዓይነት ቅርጺ 'ዶ? |
|
|
|
|
Wednesday, 18 August 2010 |
|
ራንዲ ዲ ሬይስብሩክ* ካብ ኣገልግሎት ደቀ መዝሙርነት ተመክሮኡ "ኩኪስ
ካተር" ዝብል ሓደ ጽሑፍ ኣቕሪቡ ኔሩ። መታን ክንመሃረሉ ትሕዝቶኡ ከምዚስዕብ ይኸውን፡-
"ደቀ መዛሙርቲ ንእንገብሮም ሰባት፡
ነናቶምብርቂ (ፍሉይ)ባህርይ ዘሎዎም ውልቀ-ሰባት ብምዃኖም ምንክብኻብ የድልየና።" ራንዲ ዲ ሬይስብሩክ
ከመይ ዝበለ ቅዲ ደቀ መዝሙርነት ክንክተል ይግብኣና?
ኣብ ምፍራይ ደቀ መዝሙርነት ዝተፈላለዩ ኣገባብን ቅዲን ንኽተል ንኸውን።
እቶም እንኽተሎም ቅድታት ግን ኣድማዕነቶም ክግምግሙ ይግባእ። ካብ ናይ ካልኦት ሰባት ዝቐዳሓናዮም ወይ ድማ ዝጸሎዉና
ቅድታት ኣሰራርሓ፡ ንመንፈሳውነት ከም ሓደ ትካል ጌርና ንኽንወስዶም ጌሮምና ይኾኑ። ንኣብነት፡ ሬይስብሩኽ ኣብ ኣገልግሎት ደቀ መዝሙርነት፡ ካብ ዝተጠቕመሉ ቅዲ፡
ብናይ ፍሬድሪክ ዳብሊዩው ተይለር ኣተሓሳስባ ዝተጸልወ ነበረ።
|
|
Last Updated ( Thursday, 19 August 2010 )
|
|
Read more...
|
|
|
Tuesday, 30 October 2007 |
ብመጀመርያ ሰማይን ምድርን ፈጢረ፣ ኣብቲ ጉቡእ እዋንን ቦታን ከኣ ንዓኻ ወይ ንዓኺ ፈጢረኩም፣ ኣነ ነቲ ውሽጥኻ
ፈጢረዮ፣ ኣነ ንኹልንትናኻ ሰሪሔዮ፣ ኣብ ማህጸን ወላዲትካ ኸኣ ደኪነካ፣ ንስኻ ብጥንቃቐን ብጥበብን ዝተፈጠረካ
ኣዚኻ ኩቡር ፍጥረት ኢኻ፣ ስርሓይ ኩሉ ጉሩም እዩ፣ ንስኻ ኸኣ ተግባር ኣእዳወይ ስለ ዝኾንካ ኣዚኻ ድንቂ ኢኻ፣
የዒንተይ ገና ኣብ ማህጸን ከይተደኮንካ ኸለኻ እየን ሪኤናኻ፣ ንስኻ ኮይኮንካ ከለኻ ኸኣ ኣብኻ እንታይ ከም
ዝኸውን ድሮ ኣብ መዝገበይ ጽሑፍ እዩ ኔሩ፣
|
|
Last Updated ( Friday, 13 August 2010 )
|
|
Read more...
|
|
|
Wednesday, 21 May 2008 |
|
"ጹርያት ልቢ ንኣምላኽ ክርእይዎ እዮም እሞ ብጿኣን እዮም" ማቴ 5፣8
ኣብዛ ንነብረላ ዘሎና ዓለም ብዙሓት ሰባት ጽቡቕ ግብሪ ዝገብሩ ሰባት ኣለዉ። እቲ ምኽንያት ግና ካብቲ ዘይንጹህ ውሽጣዊ ድርኺቶም ዝመጽእ ኮይኑ ንተፈላጥነት ወይ ገለ ጥቕሚ ንምርካብ ኢሎም ዝገብርዎ ነገር እዩ። ኣምላኽ ግና ካብ ንገዛእ ርእሶም ንላዕሊ ንዕኡ ዘሐጉሱ ሰባት ይደሊ ኣሎ። ንሕና ከም ኣመንቲ እንገብሮ ኩሉ መሰረቱ ካብቲ ጹሩይ ልብና ዝመጸ ክከውን ይግባእ። ኣብ ቤተሰብኩም ኣምላኽ ክባርከኩምን ተግባራትኩም ኩሉ ድማ ብጹርይ ልቢ ዝተሰነየ ኣምላክ ድማ ኣብ ቤትኩም ብግብርን ብቓልን ብምልኣት ክኸብር ትደልዩ ዶ?
|
|
Last Updated ( Friday, 06 August 2010 )
|
|
Read more...
|
|
|
|
<< Start < Prev 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 Next > End >>
|
| Results 1 - 9 of 272 |