Lost Password? Register
  • Narrow screen resolution
  • Wide screen resolution
  • Auto width resolution
  • Increase font size
  • Decrease font size
  • Default font size
  • default color
  • red color
  • green color
Member Area

Krstna Books

Monday
Sep 06th
Home
Headline
  • Pause
  • Previous
  • Next
1/3
Image ሓድነት (ምዕራፍ ክልተ)
ዘረባ ሕሱር እዩ ዝብል ኣባሃህላ ኣሎ። እዚ ኽኣ ብዛዕባ ሓድነት ንዝምልከት ዘረባ ዝምልከት ኪኸውን እንከሎ ኽኣ ብፍላይ ሓቂ እዩ። ኣብዚ እዋን እዚ ፖለቲከኛን ፍሉጥ ተላሃዪን ዘቡኡ ስለ ፍቕሪ፡ ማሕበረሰብን ሕብረተሰባትን እንተ ወሓደ ገለ ለበዋ ወስ ክብል ዘለዎ ኮይኑ እዩ ዝስምዖ። ዝዝረብ ዘሎ ዘረባ እንተ ሰሚዕኩም፡ ሓደ ዘደንቕ ዘበን ስምምዕን ሰላምን ንምሉእ ሕብረተስብና ዝወግሓሉ ዘሎ መሲሉ ክስምዓኩም ይኽእል እዩ። እዚ ግና ንጽባሒቱ ብዝወጽእ ኣርእስተ ዜና ይበንን።
Read more...
 
ብመደብ እትምራሕ ህይወት
Image ቀዳመይቲ መዓልቲ ንህይወትካ መጀመርታኣ እግዚኣብሄር እዩ ስለምንታይ ኣብዛ ምድሪ እነብር ኣሎኹ?ብዘለዎ ነገራት (ሃብቱ) ዚእመን (ዚውከል) ይወድቕ (ምውት ህይወት እዩ)፡ ጻድቃን (ብእግዚኣብሄር እተቐርጸ ህይወት) ግና ከም ቆጽሊ ይልምልሙ። (ምሳሌ 11፡28)። ኣብ እግዚኣብሄር ዚውከል፡ ትጽቢቱ ኸኣ ኣብ እግዚኣብሄር ዚገብር ሰብ ብሩኽ እዩ። ንሱ ከምታ ኣብ ጥቓ ማይ እተተኽለት፡ ሱራ ኣብ ርባ ኣቢሉ ዜሳፍሕ ኦም እዩ፡ ዋዒ እንተ መጸ፡ ኣይትፈርህን፡ ቈጽላ ኸኣ ለሚዑ ይ...
100 ትምህርትታትና ካብ መጽሓፍ
Image 5. ኣስማት: ኣቦነትን ስቕ ምባልን እግዜኣብሄር መ  እ   ተ   ዊ ኽሳዕ ሕጂ ብዛዕባ ህላዉነት። ህይወትን ሓድነትን እግዚኣብሄር ተማሂርና ኣሎና፣ ኣብ ኢብራይስጢ ስም ዝተፈላለየ ትርጉም ኣለዎ። ከምኡ ኸኣ ኣስማት ኣምላኽ፣ ን ኣምላኽ ካብ ኣስማቱ ኢና እንርድኦ፣ 1. ኣስማት እግዚኣብሄር ኣምላኽ።- ኣስማት እግዚኣብሄር ብ3 ማለት።- ...
 
ያን ሰምያዊ ሰብ
Image ምዕራፍ 2 ዝተፈጸመ ድሌት ﷽ኣትን ደሴታት ስምዓኒ፡ ኣቱም ኣብ ርሑቕ ዘለኹም ህዝቢ ጽን በሉ ፡ እግዚኣብሄር ካብ ማህጸን ጸውዓኒ፡ ካብ ከርሲ ኣደይ ሚሩ ስመይ        ዘከረ﻾ ኢሳ 49፡1 ኣብቲ ሰልፊ ዴሳውነት ኣብ ቻይና ዘስፋሕፍሓሉ ዝነበረ እዋን 1974 እዩ፡ ጎይታ ወዲ 16 ዓመት ከለኹ ንክስዕቦ ዝጸውዓኒ። ኣብዚ እዋን እዚ፡   ኣቦይ ብሕማም ኣዝማ ይሳቐ ነይሩ። ጸኒሓ እታ ኣዝማ ናብ ናይ ሳምቡእን ጨጎራን መንሽሮ ...
ሓይሊ ሩካቤ
Image ሓይሊ ሩካቤ     ኒዩክሌር ነዛ ሕጂ ዘላ ዓለም ዘንቀሳቕሳ ዘሎ ሓይሊ ኢዩ። ኣብተን ዝሰልጠና ሃገራት ምዕራብ ዘሎ መብዛሕትኡ ኢንዱስትሪታት ፡ መጓዓዝያ ባቡር ፡ መራኽብ ፡ ከምኡውን ኣውሮፕላናት ፡ ብፍላይ ግና እተን ንዝተፈላለየ ምርምራት ንህዋ ብዓቢ ፍጥነት ዝሕንበባ መንኮርኩራት ፡ ብኒውክሌራዊ ጸዓት ኢየን ዝንቀሳቐሳ። ከምኡውን ኒውክሌር ንናይ ኤሌክትሪክ መመንጨዊ ጸዓትን ንዝተፈላለየ ምርምራትን ...
 
ልሳንኻ ፈውሲ የድልያ ዶ?
Image 2. እቲ ኣብ ልቢ ዝተመልኤ ብኣፍ ይወጽእ   ሕጂ ነቲ „ልሳንኻ ፈውሲ የድልያ ዶ?“ ዝብል ኣርእስትና ብምስላ ብዝበለጸ ከምዝበርህ ክንገብሮ ኢና። ኣብ ካልኣይ ውግእ ዓለም ምስ ሰራዊት እንግሊዝ ኣብ ሰሜን ኣፍሪካ ኣብ ሆስፒታል ተመዲበ እሰርሕ ነይረ። ሓደ ጊዜ ኣብ ውሽጢ በረኻ ዝርኸብ ሕክምና ብውጽኣት ዝሓመሙ ሕሙማት ክቕበል ስራሕ ተዋሂቡኒ ነይሩ።
መጽሓፍ ሩት
Image ጽድቂ ኣምላኽ ‘‘በቲ መሳፍንቲ ዝገዝእሉ ዝነበረ ዘመን፡ ኣብታ ሃገር ጥሜት ኮነ። ሓደ ሰብኣይ ምስ ሰበይቱን ክልተ ደቁን፡ ካብ ቤት ልሄም ይሁዳ ኣብ ምድሪ ሞኣብ ክቅመጥ ከደ።’‘ ሩት 1፡1   እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡ ንህዝቡ፡ ህዝቢ እስራኤል፡ ብሓያል ኢድን ብዝርግሕቲ ቅልጽምን፡ ካብ ምድሪ ግብጺ ብሙሴ ኣውጺእዎም፡፡ ነታ ዝሃቦም ናይ ጸባን መዓርን ምድሪ ንከውርሶም ድማ ንእያሱ ከም መራሒ ኣተንሲእሎ...
 
ስለምንታይ’የ ክርስትያን ዝኸ
Image ምዕራፍ ሰለስተ (ከመይ ኢለ’የ ክርስትያን ክኸዉን ዝኽእል፧ ) እዚ ሕቶ እዚ ካብቲ ኣብ ላዕሊ ዝበልናዮ ስዒቡ ዝመጽእ ሕቶ እዩ። ኣብ ዝሓለፈ ምዕራፍ ከም ዝረኣናዮ እቶም ህዝቢ 1.    ነቲ ወንጌል ሰሚዖሞ 2.    ነቲ መልእኽቲ ኣሚኖሞ 3.    በቲ መልእኽቲ ድማ ተለዊጦም
ብጸሎት እቲ ዘይከኣል ይከኣል
Image ምዕራፍ 3 (ካብ እንጭነቕ ንጸሊ) ኣማኒ ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ህይወቱ ዝገጥሞ ዘጨንቕ ውሽጣዊ ድፍኢት ክዕወት ስለ ዝደሊን ስለ ዘለዎን፡ ኣብ ዝጭነቐሉ እዋናት ካብ ካልእ ጊዜ ብዝበለጸ ብጸሎት ናብ ኣምላኹ ክቐርብ ይግብኦ። እቲ ብብዙሕ መከራ ዝሓለፈ እዮብ በዚ መዳይ እዚ ዓቢ ኣብነት ይኾነና እዩ። እዮብ ኩሉ ጥሪቱ ብሓደ ጊዜ ስኢንዎ፡ ኩሎም ደቁ ኣብ ሓደ መዓልቲ ሞይቶም፡ ብቑስልን ሕማምን ተወቒዑ፡ ኣዕሩኽቱ ፈሪዶሞ፡ ሰበይቱውን ከይተረ...
 
ጸሎት ያዕቤጽ
Image ምዕራፍ ክልተ (ስለምንታይ ዘይንሓትት ደኣ?) ብርግጽ እንተትባርኸኒ!ንስኻ ኣብ ህይወት ክርስትናኻ ገለ ንኽትሙኰር ኣብ ሓደ ናይ ﷽መንፈሳዊ ሪትሪት﻾ መደብ ኣብ ጐቦታት ምስ ካልኦት ኣሎኻ። እቲ መደብ ሪትሪት ክሳብ ዝፍጸም ነፍስ ወከፍ ምስቲ መምህሩ ይሰማማዕ። እቲ ናትካ መምህር ኣብ ሰብዓታት ዕድመ ዝርከብ ሰብ ኰይኑ ካብ ዕድሜኻ ንዝነውሐ እዋናት ህይወት ብዙሓት ሰባት ብጐይታ ዝተንከፈ ሰብ እዩ።
|ናብ ምስሊ ኣርኣያኡ ንልወጥ
Image ኣብርሃም - መለኰታዊ ሕርየት (ምዕራፍ ክልተ) ናይ ሕውየት መጀመርታ እቲ መለኰታዊ መደብ ናይ ምድሓን ብእኡ ስለ ዚጅምር ንሕናውን    መጽናዕትና ብኣብርሃም ኢና ኽንጅምር። ሓድሽ ኪዳን እንተ ኸፈትና መጀመርታ እነንብቦ ቓላት ኸምዚ ዚብል እዩ፡ ﷽መጽሓፍ ወለዶ የሱስ ክርስቶስ ወዲ ዳዊት ወዲ ኣብርሃም።﻾ ብኡብኡ ድማ እቲ ምቝጻረ ወለዶታት ይጅምር፡ ﷽ኣብርሃም ንይስሃቅ ወለደ፡ ይስሃቅ ንያእቆብ ወለደ፡ ያእቆብ ንይሁዳን ነሕዋቱን ወለደ።...
 
ሰብኣይን ሰበይትን መሰረት ክ
Image ሓድነት ዚከኣል ድዩ? (ምዕራፍ ሰለስተ) ደቀ መዛሙርቲ የሱስ፡ ሓዳር ክፈርስ ከም ዘይብሉ ዝበሎ ምስ ተረድኦም ከምዚ ኢሎም፤ ﷽ስርዓት ሰብኣይን ሰበይትን ከምዚ እንተ ኾይኑስ፡ ምትእትታው ጽቡቕ ኣይኮነን﻾ (ማቴ 19፡10)። ንፍትሕ ኣፍ ደገ ዘይከፍት፤ ፍጹም፡ ሓድነት ምሉእ ዕድመ፡ ካብ ምኽባዱ እተላዕለ፡ ከምዚ ሎሚ ንብዙሓት ዝመስሎም ዘሎ ዘይከኣል መሲሉ ተራእዮም። ንዝወደቐ ዘርኢ ሰብ ከምዚ ዝበለ ፍጹም ዘይብተኽ ሓድነት ዘይከኣል ክኸውን ይኽ...
ዉሕስነት ሓዳር
Image ፍልይነት ሓዳር፣ ሓዳር ብእግዚኣብሄር ኣብ ሰማያት ዝተመደበ ወይ ዝተወጠነ እዩ፣ እዚ ሓሳብ ኣብ ምድሪ ተግባራዊ ክኸውን ንወዲ ሰብ ተዋህበ፣ እግዚኣብሄር ንሰብ ብመልክዑ ፈጠሮ ተባዓታይን ኣንሳታይን ጌሩ ድማ ፈጥሮም ዘፍ 1።27፣ እግዚኣብሄር ንሰብ ብዝተፈላለየ ጾታ ዝፈጠሮም ንመርዓ ዓላማ ብምግባር እዩ፣
 
 
           
   

 

EGMM

ኣገልግሎት ፈነወ ወንጌል ኤርትራ  ወንጌል ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ንመላእ ዓለም ብፍላይ ድማ ንህዝቢ ኤርትራ ብዝተፈላለየ መገዲ መራኸቢ እንዝርግሕ ክርስትያናት ኢና።

MINISTRIES (A)

Joyce Meyer Ministries
Joyece MeyerJoyce Meyer Ministries has a God-ordained mandate to impact the world with the Gospel of Jesus Christ. Our goal is to reach every nation, every city, every day.

Father's Love Letter
Beauty Spring 2007Father's Love Letter is a compilation of bible verses from both the Old & New Testaments that are presented in the form of a love letter from God to the world.

MINISTRIES (B)

Christianbook.com
christianbook.comChristianbook.com is the online home of Christian Book Distributors (CBD), the world's largest distributor of Christian resources.
 
 

Streaming Faith
Beauty Spring 2007Streaming faith, the world's largest faith based broadcasting portal, allows Christian ministries to spread the gospel by delivering their live or video on ...

Join our Team

We are seeking a English and Amharic translator / editor who will serve with us as voluntary translator.
Grafic & web Designer
If you are Graphic and web Designer and looking out for working in the Kingdom of our Heavly Father, then here's the right opportunity to work with us.

Eriwongel.com

Powered EGMM

Agelglot.com

Powered by EGMM

Who's Online

Advertiser links Geezsoft.com
Hier you can download free Geez Font
Eristart.com
First Eritrean Startpage

EGMM PRO MEZMUR

Art & Design 

EGMM PRO SPKET

Education

BOOKS

BOOKS

COMMENT !

Sports 

EGMM PRO REDIET

Business